ሸረኸ (ግስ ወደሰ)

      1. ኣብ ጐይቂ ወይ ባእሲ ክልተ፡ ምስ ሓደ ወገነ
      2. ሳእኒ ሽራኽ ሰርሐ

    ግሰሳ

    ኵሎም ግሰሳታት እዚ ግስ
    ንሱ
    ይሸርኽ ይሸርኸኒ ይሸርኸና ይሸርኸካ ይሸርኸኪ ይሸርኸኩም ይሸርኸክን ይሸርኾ ይሸርኻ ይሸርኾም ይሸርኸን
    ኣነ
    እሸርኽ - - እሸርኸካ እሸርኸኪ እሸርኸኩም እሸርኸክን እሸርኾ እሸርኻ እሸርኾም እሸርኸን

ተመዝገብ/ቢ

ኣብ እዚ ብ ምምዝጋብ፥ ሓደሽቲ ቃላት፥ ብሂላት ወ ምስላታት ብ ኢመይል ይበጽሐካ/ኪ