መእለሺ
ብመሰረት እዚ ካብ ትልሚ ዕብየት ስግግርን ሓሙሽተ ዓመት ዝተሸረፈ በብዓመቱ ትልሚ እናዉፀአን እናተግበረን ዝመፀ እንትኸውን ኣብ 2011 ዓ/ም ድማ ኣብ ክልልና ኣብ ዘለዋ መንግስታውን ውልቀን ኮሌጃት 30 ሽሕ ስሩዕ፣ 120 ሽሕ ድማ ሓፂር ስልጠና ንምሃብ እናተንቀሳቐሰ ፀኒሑ እዩ ዝተረኸበሉ
ካብዚ ብምብጋስ ነቶም ጉድለታት መፍትሒኦም ብምልላይን ካብ ስትራቴጂክ ትልሚ ዝተሸረፈን ምስ ፌደራል ዝተናበበ ትልሚ 2011 ዓ/ም ብብርኪ ክልልን ወረዳን ተዳልዩ ናብ ተግባር ተኣትዩ እዩ ዝተረኸበሉ
ኮይኑ ግና ናብ ውፅኢት ዝተሸረፈን ዘዕግብ ውፅኢት ዝተመዝገበሉን ኣካይዳ ኣይኮነን ዝተረኸበሉ

ተመዝገብ/ቢ

ኣብ እዚ ብ ምምዝጋብ፥ ሓደሽቲ ቃላት፥ ብሂላትን፥ ምስላታትን ብ ኢመይል ይበጽሐካ/ኪ