ሒላብ

ስም noun
1.

Contextual Use

ንሽክና ርእሲ ከም ሒላብ ይጥቀሙሉ ዝተረኸበሉ
ኣብ ጥቃ እዚ ናይ ወርቂ ሳናቲም ዝተረኸበሉ ቦታ፡ ናይ ተመሳሳሊ እዋን ምኳኑ ዝንገረሉ፡ ኣብ 1960ታት ኣብ ዕትሮ ዝተዓቀበ ናይ ወርቂን ብሩርን በናጅር፡ ከምኡ'ውን ኣብ 1990ታት ብነሓስ ዝተሰርሐ ሒላብ ከምዝተረኸበ ይፍለጥ ዝተረኸበሉ
ኣብ መረባ እቲ ገዳም ምስ ኣተኻ ካብ ከውሒ ተፀሪቡ ዝተሰርሐ ሒላብ'ሎ ዝተረኸበሉ