መዝገበ ቃላት
ምግሳስ ግስ
ምእላድ ግስ
ቤት ትምህርቲ
ቍፅርታት
ፅዋታታት
መጻሕፍተ ግእዝ
ሓርሽ (ስም noun)
ኣብ ኣፍሪካ ወይ ኤሽያ ዝይርከብ፡ ኣዝዩ ግዙፍ፥ ረጒድ ዝቘርበቱ፥ ኣብ ኣፍንጭኡ ሓንቲ ቀርኒ ዘላቶ እንስሳ ዘገዳም።
ምዓላ
ካብ ቀረባ ግዜታት ንደሓር ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ሃደን
ሓርሽ
እናተጋደደ ዝመፀ እንትኾን
ዝተረኸበሉ
ምኽንያቱ ድማ ብኽቡር ዋጋ ዝሽየጥ ቀርኒ
ሓርሽ
ምዃኑ ይግለፅ ኣሎ
ዝተረኸበሉ
ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ዓዲ
ሓርሽ
ንሸውዓተ ኣዋርሕ ተቐሚጠ
ዝተረኸበሉ
ካብዚኣቶም መንጎ ዓርዓር ነብርን
ሓርሽ
ን ይርከብዎም
ዝተረኸበሉ
ኤርትራዊ ስደተኛ ደራሲ ካብ መዓስከር ዓዲ
ሓርሽ
ዝተረኸበሉ
ደቡብ አፍሪቃ፡ ሃደንቲ
ሓርሽ
ብኣናብስ ተበሊዖም
ዝተረኸበሉ
ተወሰኽቲ ምዓላታት