Mermru
  • Dictionary
  • Conjugation
  • Ge'ez Resources
  • Affixation
  • Games
  • Blog
  • Sign In
  • Sign Up

New Words

ከሰሰ
ጐድጐደ
ኣስሳዘየ
ገብበለ
ተመኽልአ
ሰምበደ
መድመደ
ጣሕሰሰ
ተዓዘረ
ከሰተ
ቈጠፈ
ዘየመ
ተዋቐሰ
ፈንነወ
ኣባጨወ
ተኽሓሓሰ
ጓዕ በሎ
ኣልወነ
ፀብፀበ
ጠውወቐ
ረብበወ
ረጠበ
ኣአዘወ
ተፀምበረ

New sayings

  • 1.
    ትኽክል ይግበርኩም ከም ስኒ ኣድጊ፡ ይብል ሕሱም ረጋሚ
  • 2.
    ስኣን ሕራይ፡ ኣጥፋእኹዋ ናብራይ (በለት ፍትሕቲ)
  • 3.
    ሰለስተ ጊዜ ለክዕ፡ ሓደ ጊዜ ቅደድ
  • 4.
    ሰብ እንተ ኢምወተ፡ እኽሊ እንተኢሸወተ አይትእመን
  • 5.
    ለባም ይዕዘብ፡ ዓሻ ይስለብ
  • 6.
    ብ ዘኢኣፍካ ሓቢ፡ ብ ዘኢኢድካ ሓዊ፤ እቲ አይይመርር፡ እቲ ኣይየሕርር
  • 7.
    ጭንቍርባዕ ስ ያ ክንዲ ብዕራይ ክትኰን፡ ተነፊሓ ምወተት
  • 8.
    ል ኣንጭዋ ፃዕረ ሞታ፡ ል ድሙ ፅዋታ
  • 9.
    ሓኸለ ዓበረ ኢልካ ኣይትሕደግ፡ ወዲ ጭዋ ሓመቐ ኢልካ አይትንዓቕ
  • 10.
    በቕሊ፡ መን ኣቦኻ? እንተበልዎ፡ ፈረስ ኣኮይ በለ
  • 11.
    ሓወቦ አይይዀን ክንድ ኣቦ፡ ሓፍትነ ኣይትዀን ክንድ እነ
  • 12.
    ሕያዋይ ሸምጋላይ፡ የእትው ናብ ቀላይ
  • Developer Resources
  • Numbers
  • Tools
  • Alphabets
  • About
  • Contact

Copyright © Mermru 2025