መሬት (ስም noun)


    ምዓላ


    ብተመሳሳሊ ወይዘሮ ኣስካለ ኪዳነማርያም ብ 2010 ዓ.ም ነባር ትሕዝቶ መሬት ካብ ዝፀፈፈለን ነባሪት ዕሸል ከተማ ራውያን እየን ዝተረኸበሉ
    በዚ መንፅር እንትርአ እቲ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ስፍሓት መሬት ክንድቲ ዝድለ ክኸውን ከምዘይኽእል ዝግመት እኳ እንተኾነ ቀፃሊ ክውስኽ ከምዘለዎ ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ እዩ ዝተረኸበሉ
    ብመሰረት እዚ ነዚ ሓገዝቲ ክኾና ተባሂለን ዝተዓደጋ ብማሕበራትን ዩንየናትን ዝውነና 18 ናይ ሕርሻ መሬት ዝሓርሳ ትራክተራት ኣለዋ ዝተረኸበሉ
    እዚ ኩነታት ንሓረስታይ ሰናይ እዋን ዋላ እንተነበረ ነታ ሓይሊ ግን ንጉዕዞ ኣፀጋሚ ዝኾነ ሓያል ቀዝሕን ምግህማስ መሬትን ዝነበሮ ኩነታት እዩ ነይሩ ዝተረኸበሉ
    ከምኡ ዝኾነሉ እውን መሬት ትግራይ ብዘይሑመራን ራያን ካብ ብዕራይ ወፃኢ ብዘመናዊ ኣገባብ ንምሕራስ ብቐሊሉ ዝከኣል ኣይኮነን ዝተረኸበሉ
    እቲ ንስዋዚላንድ ዝተዉሃበ ሓዱሽ ሽም ስዋቲኒ "መሬት ስዋዚላዉያን" ዝብል ትርጉም ዝሓዘ ኮይኑ፡ እቲ ለዉጢ ሽም እታ ሃገር ትጽቢት ዘይተገበሮ ከምዝኸነን ይግለጽ ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት