መሰንቆ

ስም noun
1.

Contextual Use

ነፍስ ወከፎም ከዓ መሰንቆን ዕጣን ዘመልአ ጽዋዕ ወርቅን ሒዞም ነበሩ ዝተረኸበሉ
እቲ ሕይወት ዘይብሉ ከም እኒ እምብልታ ወይ መሰንቆ ዝመሰለ ዝደምፅ ነገራት ፍሉይ ዝኾነ ቃና እንተ ዘየስምዐ እቲ ብእምብልታ ወይ ብመሰንቆ ዝቲነየ እንታይ ምዃኑ ይፍለጥ ዝተረኸበሉ
ድምፂ ቓነይቲ መሰንቆን ድምፂ ደረፍትን ነፋሕቲ እምቢልታን ድምፂ ነፋሕቲ መለኸትን ደጊም ኣባኺ ኸቶ ኣይስማዕን እዩ ዝተረኸበሉ
"በገናናን መሰንቆናን ሒዝና ዝመጻእና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ንዝገበረልና ኩሉ ክነመስግን'ዩ" ድማ ይብል ዝተረኸበሉ