መንበር (ስም noun)


    ምዓላ


    ምኽትል ቀዳማይ ፕረዝደንት መኢኣድ ኣቶ ኣሰፋ ሃብተወልድ ኣቦ መንበር፣ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ኢዴፓ ኣቶ ዋስይሁን ተስፋየ ምኽትል ኣዛታይ ካብ ኣዲስ ትውልድ ፓርቲ ኣቶ ኣለማየሁ ድማ ሳልሳይ ኣዛታይ ብምዃኑ ምምራፆም ሓቢሮም ዝተረኸበሉ
    ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ምንስቴር ጉዳያት ፓብሊሲቲ ምንስቴር ደኤታ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ንቪኦኤ ኣብዝሃብዎ ሪኢቶ ቀዳማይ ምንስቴር ሃይለማሪያ ኣብ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ዝርከቡ ብኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ እውን እዮም ዝተረኸበሉ
    ሰነት ኣሜሪካ ረቡዕ ንምርቋሕ ረክስ ቲለርሰን ንሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት እታ ሃገር ዘጽደቐ ኽኸውን ኸሎ ኣቐዲሞም ኣቦ መንበርን ሓላፊ ፈጻሚ ኣካል ናይ ነዳዲን ጋዝ ኩባንያ ኢክሶን ሞቢል ኮይኖም ዝሰርሑ’ዮም ዝተረኸበሉ
    እዚ ጥራሕ ኣይኮነን፣ ካብ ተሓራሲ መሬተን ዝናብ እናተፀበያ ኣብ ዓመት ሓደ ግዘ ዝረኽበኦ ዝነበራ ምህርቲ እውን ኣብ ዓመት ክልተ ሰለስተ ግዘ ናብ ዘፍርያሉ ኩነታት ከምዝተሰጋገረ ኣዶ መንበር ጉጅለ ልምዓት ለምለም ወ/ሮ ሓዳሽ ኣለማዮህ ይገልፃ ዝተረኸበሉ
    ፕሮፌሰር መራራ ጉዲና ኣቦ መንበር ውድብ ሕብረትን ኮንግረስ ፌደራላዊ ኦሮሞን ሕገ መንግስትን ፌዴራላዊ ስርዓትን ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ብምውዳቖም ንብዙሓት ዜጋታት እዛ ሃገር ኣዝዩ ኣጨኒቑዎም ይርከብ ዝተረኸበሉ
    ኢህወደግ ዝጀመሮም ስራሕቲ ህንፀት ኣመራርሓን ምትኽኻእን ኣብቲ ናይ ባህር ዳር ጉባኤ ዝልዓሉ ከምዝኾኑ ናይቲ ፓርቲ ላዕለዋይ ኣመራርሓን ኣቦ መንበር ኣሰናዳኢ ጉባኤን ኣቶ ሬድዋን ሑሴን ንመንግስታዊ መራኸቢ ብዙሃን ገሊፆም ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት