Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ጸዋሚ
መልኪ
አጽመመ
ጾም
መፈክሪ
ሚክያስ
አጽንዐ
ሱሳ
አካይያ
ፀጋም
ምፅንጋዕ
እስማኤላዊ
ድማትዮስ
ቀሌን
አክቲራያን
ጽድቅ
ጸርዐ
ኤፍሬም
አድራይ
መጥርዮን
በጥሊሞስ
ትሔ
ሻሪም
ደማትርዮስ
New sayings
1.
ነገር ኣብ ምጅማሩ፡ እኽሊ ኣብ ምዅማሩ
2.
ሕመት ጓህሪ የብዝሕ፡ ኵራ ባእሲ የብዝሕ
3.
ሳዕስዕ እሞ ስራሕኻ ኣይትረስዕ
4.
ጥፋእ ዝበሎ ሰብ ነገር የፍልጦ ፤ ጥፉእ ዝበሎ ለቘታ ጨው ይቕመጦ
5.
ህበይ ስ ያ ዘኢሓረሰቶ ትበልዕ
6.
ሓዊ፡ ሕደው ኣንዲድካ ምሟቝ፡ ሕደው ኣጥፊእካ ምርሓቕ
7.
ብ ማይ ፀባ ዝሰኸረ፡ ብ ኻሕሳ ዝኸበረ የልለን
8.
እንተይኰነ ተኰነ
9.
ወይ ተዋጋእ ተዓጢቕካ፡ ወይ ህደም ኣርሒቕካ
10.
ሜስ ይዕደል ብ ብረለ፡ ቆርበት ይምለጥ ብ ዕንጕለ
11.
ሕሸት፡ ድራር ሓደ ምሽየት
12.
ሕሱም ሓሞ ሸዊት ሓጋይ ይእዝዝ