Mermru
  • Dictionary
  • Conjugation
  • Ge'ez Resources
  • Affixation
  • Games
  • Blog
  • Sign In
  • Sign Up

New Words

ዘረፈ
ኣሐፀነ
ፈንቀለ
ጐረሰ
ዓንቀፀ
ወሽለለ
ጨጕጐረ
ኣኽሓደ
ኣወንጀለ
ተናጐፀ
በድደወ
ዛረየ
ሃብረረ
ኣዕለለ
ተዛነፈ
ጐርጐረ
ተዘረወ
ሓተመ
ኣድርሐሐረ
ፀረው በለ
ኣዝረወ
ጠምበወ
ኣባዓዐለ
ልሃበ

New sayings

  • 1.
    ለሚንካ ስፈር፡ ኣሚትካ ተኻፈል
  • 2.
    ለሚን እንተ ዘኢበሊዕኻዮ ዕንጕለ፡ ቋንቋ እንተ ዘኢፈልጥካዮ ፅላለ
  • 3.
    ሰብ ሓላፊ፡ ግብሩ ተራፊ።
  • 4.
    ዝኣረገ ሹም ገባር ይኸስሶ፡ ዝኣረገ ዝብኢ ኣድጊ ይልሕሶ
  • 5.
    ብ ዘኢመባእ፡ ቤተ ክርስቲያን ኣይትባእ
  • 6.
    ሃብታም ብ ገንዘቡ፥ ድኻ ብጥበቡ፡ ይቀራረቡ
  • 7.
    ከም ቀደም ይመስለክን፡ ውሕጅ ይወስደክን
  • 8.
    ብ ማይ ፀባ ዝሰኸረ፡ ብ ኻሕሳ ዝኸበረ የልለን
  • 9.
    ሓላዊ ዘለዋ በጊዕ፡ ኰልኰላ ደገ ይሓድር
  • 10.
    ምስ ኣረጊት ምኸር፡ ምስ ሓያል ውረር
  • 11.
    ሓሚሙ ዝተንስአ፡ ፈጣሪኡ ረስዐ
  • 12.
    ሓዊ ኣተወካ እንተ በልዎ ስ፡ ድሓን ሳዕሪ ተኸዲነ ኣሎኹ በለ
  • Developer Resources
  • Numbers
  • Tools
  • Alphabets
  • About
  • Contact

Copyright © Mermru 2025