ማርያም (ስም noun)


    ምዓላ


    ኣብ ኢትዮዽያ ብዛዕባ ሕማም ኢቦላ ህዝባዊ ተገንዝቦን ኣፍልጦን ንምዕባይ ይስራሕ ከምዘሎ ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ ገሊፆም ዝተረኸበሉ
    ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ሃይለማርያም ደሳለኝ ብወገኖም ንጉዳይ ምህናጽ እቲ ግድብ ምስ ጉዳይ ፖለቲካ ከይተሓሓዝ ጸዊዖም ዝተረኸበሉ
    ምስኡ ኣባል ቅንጅት-ነበር ዝኾኑ ዶ/ር መስፍን ወ/ማርያም ”ከምእምነተይ፣ ደበበ እሸቱ ኣብ ዝኾነ ጎነፃዊ ውጥን ኢዱ ዝሓውስ ሰብ ኣይኮነን” ኢሎም ዝተረኸበሉ
    ካብ 1968 ዓ.ም ጀሚሮም ክሳብ ሎሚ ምስ ህወሓት ዝተሰለፉ፣ ካብ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ህወሓት ጀሚሮም ኣብ ዝተሳለጡ ኩሎም ጉባኤታት ኣይተፈለዩን ቀሺ ገረገርግስ ገ/ማርያም ዝተረኸበሉ
    ኣንፈት ጉዕዞ ምዕባለ ጃፓን ንቀልቢ ኣሙሁራት ኣፍሪቃ ይስሕብ ከምዝፀንሐ ዝገለፁ ቀ/ሚ ኢትዮዽያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ‘ዮም ዝተረኸበሉ
    ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ ”ኣምባሳደር ሄርማን ኮኸንን ዴቪድ ሽንን ንኤርትራ ካብ ቁሪ ንምውፃእ ዘቅረብዎ ሓሳብ ግጉይ‘ዩ ኢልና ኢና ንኣምን ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት