ምራኽ (ስም noun)


    ምዓላ


    ስእሊ ናይቲ ምስቲ ናይቲ ከባቢ በረድ ተመሳሲሉ ዝረአ ምራኽ (ውላድ) ዓጋዜን ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ድሕሪ ምዝርግሑ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣድነቕቲ ኣጥርዩ ኣሎ ዝተረኸበሉ
    ተኽሊት ሓዉን ካልኦት ክልተ ኣሓቱን ናብ ስዑዲ ንምስጋር፡ ብማእኸላይ ክሳብ 50 ሽሕ ብር ተወሳኺ ወጻኢ ስለዝሓቶ "ኣብ ልዕሊ ድኽነተን ምራኽ ይሞተን" ኮይንዎ'ሎ ዝተረኸበሉ
    "ኣብ ርእሲ ድኽነተን ምራኽ ሞተን" ከምዝብሃል፥ ብኽልቲኡ ገፅ ከም ደንሳ ዝዓይነቶም ተመዛበልቲ ዘላቒነት ዘለዎ ፍታሕ ምርካብ ሕማም ርእሲ ኮይኑ ኣሎ ዝተረኸበሉ
    ከምቲ ልሙድ ነቲ ህዝቢ ንምምራኽ፡ ንዝተፈጠሩ ጸገማት እቲ ኣመራርሓ ተሓታቲ ከምዝኾነ'ኳ እንተቐመጠ ፍሉይ ነገር የብሉን" ይብሉ ዝተረኸበሉ
    ኮሌጅ ሕክምና እንስሳት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣብ ቀረባ ንፈለማ ግዘ ማንታ ኣንስትዮ ምራኽ ኣብ ማእከል ምርምሩ ኣዋሊዱ ዝተረኸበሉ
    ክኢላታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ኣብ ከብዳ ምራኽ ዝሞታ ላሕሚ ኦፕረሽን ምስ ገበሩ ቀዳማይ ክፋል ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት