ሞጎጎ (ስም noun)


    ምዓላ


    ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቶሮንቶ መምህር ፖሊቲካል ሳይንስ፥ ፕሮፌሰር ለይኖት ኦንግ፥ " ደቂ ኣንስትዮ 'ካብ ገዛን ካብ እንዳሞጎጎን ወፂአን ካልእ ዝሐሸ ክሰርሓ ኣይኽእላን' ዝብል ስር ዝሰደደ ኣተሓሳስባ ዝሐሸ ነገር ከይሓስባ ቀይዱ ዝሐዘን ይመስል" ይብሉ ዝተረኸበሉ
    መስዑድ መሓመድ ስራጂ ዝተባህለ ኤርትራዊ መንእሰይ ፣ ንስንኩላንን ኣረጋውያንን ኣብ ግምት ዘእተወ ባዕላ ካሲሳ ፣ሰንኪታ እንጀራ እተውጽእ ዘመናዊት ሞጎጎ ሰሪሑ ኣብ ኣገልግሎት ከምትወዕል ገየሩ'ሎ ዝተረኸበሉ
    ኣብ 2006 ዓ.ም ዝተመስረተ ሃገራዊ ክለብ ሓምላይ ወፍሪ፡ ምስ ዕላምኡ ዝሳነ፡ ንኣግራብ ንምድሓን፡ ልዕሊ 150 ሺሕ ቆጠብቲ ጸዓት ሞጎጎ ኣድሓነት ከምዝዓደለ`ውን ኣፍሊጡ`ሎ ዝተረኸበሉ
    "ካብቲ ኣደይ ትገብሮ ዝነበረት ውሕልነት ብዝቐሰምክዎ ፍልጠት፡ ብሓንቲ ሞጎጎ ባዕለይ ብምስንካት እየ ፈሊመዮ ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት