ሩባ (ስም noun)


    ሩባ (ስም noun)


    ምዓላ


    መንግስታት ንዜጋታቶም ክከላኸልሎም ቅሩባት ተዘይኮይኖምን ዓቅሚ እንተጎዲልዎምን፣እቲ ሓላፍነት ኣብ እንግደዐ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ብሕልፊ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕ/ሃ‘ዩ ዝወድቅ ዝተረኸበሉ
    ናይ ሰለስተ ማዕልታት ዑደቶም ሎሚ ዝዛዘሙ ኤል-ሲሲ ንወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌደረሽንን ሎማዕንቲ ረቡዕ ኣብዘስምዕዎ መደረ ብዛዕባ መቐሎ ማይ ሩባ ናይል ተስፍኦምን ሻቐለቶም ገሊፆም ኣለው ዝተረኸበሉ
    ኣሚር ንመንግስታዊ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ኣብዝሃብዎ መግለፂ ሃገሮም ብዘይካ ናይቲ ሩባ ማይ ክትነብር ዘይትኽእል ምድረ በዳ ስለዝኾነት ግብፂ ዋላ ሓንቲ ጠብታ ማይ ካብ ናይል ኣይክትህብን እያ ኢሎም ዝተረኸበሉ
    ከምዚ ብምባል’’ቅድሚ ኩሉ እዞም ክልተ ጋዜጠኛታት ዓብይ ጌጋ ምፍፃሞም፡ከምኡ ምግባሮም እውን ከምዝተጠዓሱ፡ይቕሬታ ንምሕታት ቅሩባት ምዃኖም፡ንሓዋሩ እዚ ጌጋ ከምዘይደግሙን ካብዚ ከምዝተምሃሩን ንዓይ ገሊፆምለይ እዮም ዝተረኸበሉ
    ብተመሳሳሊ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን በቢ ዓመቱ ስለዝተሳለጠን ሳላ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዋሕዞም ክምለስ ዝጀመሩ ሩባታት ብምህላዎምን ከርሰ ምድሪ ማይ እናወሰኸ ይርከብ ዝተረኸበሉ
    ኣብ ኸባቢ ሩባ መረብ ብኽሊቲኡ ሸነኽ ዝርከቡ ሓረስቶት-ሰብ ከብቲ፡ ማሎም ኣብ`ቲ ፈለግ ከምዘስትዩን፡ ነቲ ተፈጥሮኣዊ ፈለግ ብሓባር ከምዝጥቀምሉን ክሊቲኦም ሓረስቶት ሓበሬታ ከምዘለዎም ንጋዜጠኛ ተወልደ ወልደገብሬል ገሊጾምሉ ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት