ሰተታ

ስም noun
1.

Contextual Use

ብኣሰተታት ዝቑጸሩ መካይን ፖሊስ ኣብ ሎሚ ዓርቢ ኣብ ሰዓታት ወጋሕታ ናብቲ ቦታ ብምኻድ ነቶም ቁጽሮም ካብ 2,000- 2,500 ዝግመት ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ካብቲ ዝነብሩሉ ዝነበረ ጎደናታት ምስጓጎም አባል ምምሕዳር ከተማ ፓሪስ ዶመኒክ በርሲኒ ይገልጻ ዝተረኸበሉ
ሰፍኢ፣መቕረቢ ቁርሲ ቡን፣ጊባቦን ዘምቢልን ሰተታን ኣገልግልልን በብውልቀአን ካብ ምስራሕ ኣብቲ ዝሓበራሉ ውዳበ ብዝሓሸ መንገዲ ሰልጢነን እቲ ዕማም ጀሚረነኦ ኣለዋ ዝተረኸበሉ
ላዕለዎት ሰበስልጣን ኣሜሪካ ንዓሰተታት ዓመታት ኣብቲ ቦታ ካብ ምብፃሕ ኣንሳሒቦም ፀኒሖም ዝተረኸበሉ
ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ብዝተላዕለ ግጭት ብዓሰተታት ዝቑጸሩ ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ ዝተረኸበሉ