መዝገበ ቃላት
ምግሳስ ግስ
ምእላድ ግስ
ቤት ትምህርቲ
ቍፅርታት
ፅዋታታት
መጻሕፍተ ግእዝ
ሱፍ (ስም noun)
ምዓላ
ወዲ 14 ዓመት ትውልደ ሶማሊያዊ ኣሚሪካዊ፡ ሰገን የ
ሱፍ
፡ ኣብ ታሪኽ ፕረዚደንትነት ኣሜሪካ ዘሎ ሓፁር ብምፍራስ፡ ፈላማይ ኣስላማይ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ክኸውን ከምዝደሊ ይገልፅ
ዝተረኸበሉ
እዚ ፕረዚደንት ዝነበራን ብገበን ግዕዝይና ዝተኸሰሳን ዲልማ ሮ
ሱፍ
፡ ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኺሲሰን ብዝብል እንትኸውን፡ ፕረዚደንት ኒኮላስ ማዱሮ "ዓመጽ የማናይ ክንፊ" ብምባል ይገልጹዎ
ዝተረኸበሉ
ኣባል ፓርላማ ኬንያ የ
ሱፍ
መሓመድ ዓብዲ መንግስቲ ብጅምላ ምቕፃዕ ከይኮነስ ኣብ ኢስትለይ ዝካየድ ስርሒት ፀጥታ ብስለያ ዝተደገፈ ፅፉፍ ክኸውን ፀዊዖም
ዝተረኸበሉ
ኣብ ምቅላስ ገበናት ዝነጥፍ ዩ
ሱፍ
ኣብራምጄ ከምዝብሎ፡ ካብ 10 ክሳብ 20 ሰባት ተጎጂሎም ገና ቀትሪ ከሎ ኣብ ማእኸል ከተማ ነቲ ገበን ክፍፅሙ ከለዉ ፍርሒ ዝበሃል ኣይርኣዮምን
ዝተረኸበሉ
ወሃቢ ቃል ኤጀንሲ ኣለሻን ምድሓን ህይወትን ዩ
ሱፍ
ላቲፍ ንኤኤፍፒ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ "እታ ነፋሪት ካብ 30 ክሳብ 40 ሜትሮ ዕምቆት ኣብ ዘለዎ ማያዊ ኣካል'ያ ተሓምሺሻ" ኢሉ
ዝተረኸበሉ
ክልቲኦም ዝተፃልኡ ተምሃሮ ምስገላገልዎም ካሊእ ኦሮሞታይ ተምሃራይ ነቲ ትግራውይ ተምሃራይ ብበትሪ ወቒዑ ከምዘውደቖን እቲ ተምሃሪ ናብ ሕክምና ከምዝተልኣኸን የ
ሱፍ
ሓቢሩ
ዝተረኸበሉ
ተወሰኽቲ ምዓላታት