መዝገበ ቃላት
ምግሳስ ግስ
ምእላድ ግስ
ቤት ትምህርቲ
ቍፅርታት
ፅዋታታት
መጻሕፍተ ግእዝ
ስገም (ስም noun)
ምዓላ
"ገንዘብ ከይትህብ እኮ እያ ባዕላ ትሓርስ ዘላ" እናበሉ ብምሕማይ ዳሓር ድማ "እስኪ ጓለንስትየቲ ሓሪሳ ተፍርዮ ክንርኢ ዕድመ ይሃበና" ኢሎም ዝተመክሑ፡ ሸዊት ጣፍን
ስገም
ን ኣብ ግራት ኣዒሙ ምስ ራኣዩ "ኣንታ ናይ እማን ድዩ ባዕላ ሓሪሳ ኣፍርያቶ" ኢሎም ክልተ ግዜ ክፀውዩ ገይራቶም እያ
ዝተረኸበሉ
እቲ ፋብሪካ ዝተኣሳሰረ ረብሓ ከምዝህልዎ ዝጠቀሱ ኣቶ ኣታኽልቲ፣ሓረስታይ‘ቲ ከባቢ ኣብ ዓመት ክሳብ ሰለስተ ጊዜ
ስገም
ብምፍራይ ኣታዊኡ ከድንፍዕ ከምዘኽእሎ፣ምስ ናእሽትን ደቀቅትን ዝራኸብ ረብሓ፣ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣርን ካልኦትን ረብሓታት ከምዘምፅእ ሓቢሮም
ዝተረኸበሉ
እቲ ስጉምቲ ንዳሽን ቢራ
ስገም
ዘቕርብሉ ድኻታት ሓረስቶት ዝጎድእ እኳ እንተኾነ፡ "ንድኻ ህዝቢ ዋላሓደ ኣማራጺ የብሉን፡ ብዘለዎ'ዩ ዝቃወም፡ ናይ ዳሽን ቢራ ብዝጎደለ መጠን ሓረስታይ ከም ዝህሰ ንፈልጥ ኢና፡ እንተኾነ ግን መንግስቲ እተጠንቅቐሉ መገዲ'ዩ" ይብል
ዝተረኸበሉ
ኣብ`ዚ እዋን`ዚ ዝሃርም ዘሎ ዝናብ፡ ነቲ ኣብ ንቑጽ ባይታ ተዘሪኡ ዝጸንሐ ከምዝበራብርን፡ ንከም
ስገም
ስርናይ፡ ጣፍ ሓምለን ካልኦት ጥረታትን ድማ ኣብ ግዚኡ ይመጾ ስለዘሎ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ዝሓሸ እቶት ትጽቢት ይግበር ይብል እቲ ክኢላ
ዝተረኸበሉ
ምስ ወቕቱ ዘይሓለወ ዝናብ እናተጓየዩ ዝረኸብናዮም እቶም ፃዕራም ሓረስታይ፣ ካብቲ ብዝተፈላለዩ ኣዝርእቲ (ስርናይ፣
ስገም
ን ጣፍን) ዝተሸፈነ ልዕሊ 10 ሄክታር መሬቶም “ልዕሊ 120 ኩንታል ክረክብ እየ” ዝብል እምነት ከምዘለዎም እዮም ነጊሮምና
ዝተረኸበሉ
ከባብያዊ ኣግሮ ኢኮሎጂ መሰረት ብምግባር ከም ክልል 7 ክላስተራት ከምዘለዋን ብዝተፈላለዩ ዓንዲ ዝራእቲ ስርናይ፣ ጣፍ፣ ሰሊጥ፣ ዕፉን፣ ምሸላ፣
ስገም
ን ዳጉሳን ክዝራእ ትልሚ ተታሒዙ እናተሰርሐ ይርከብ
ዝተረኸበሉ
ተወሰኽቲ ምዓላታት