ሸምገለ (ግስ )

      1. ባዕል ነዊሕ ዕድመ ብ ምዃን ናብ ምእራግ በለ
      2. ዝተበኣሱ ኣትዓረቐ

    ግሰሳ

    ኵሎም ግሰሳታት እዚ ግስ
    ኣነ
    እሽምግል - - እሽምግለካ እሽምግለኪ እሽምግለኩም እሽምግለክን እሽምግሎ እሽምግላ እሽምግሎም እሽምግለን

    ምዓላ


    እቲ ወዲ 93 ዓመት ሙጋበ ስጋብ እታ ካብ ስልጣኑ ዝወረደላ ስዓት ኣብ ዓለም እቲ ዝሸምገለ መራሒ ኢዩ ነይሩ ዝተረኸበሉ
    ንምፍትሖም ንዝሸምገለ መንግስቲ ቐጠር ብምምስጋን፡ ምስ ኤርትራ ንዘጋጠመ ዘይምርድዳእ ዳግም ይቕረታ ሓቲቱ ዝተረኸበሉ
    ምውሳኽ ዝሸምገለ ክፋል ህዝቢ ዓለም ዝተረኸበሉ
    ነቲ ብኣባ-ገዳ ማለት ብዓበይቲ ዓዲ ኦሮሞ ዝተሸምገለ ስምምዕ፡ ብወገን ኦዴፓ ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ዲሞክራቲክ ፓርቲ ኦሮሞ ዶ/ር ኣለሙ ስሜ፡ ብወገን ግንባር ናጽነት ኦሮሞ ድማ ኣቦ-መንበር ኣቶ ዳውድ ኢብሳ ዝተመርሐ`ዩ ኔሩ ዝተረኸበሉ
    ዋላ እኳ ንኣሜሪካን ረብሓታታን ስግኣት ኢዮም እንተ ተባህሉ፡ ፕረሲደንት ኣሜሪካ ባራክ ኦባማ ግና ኣብቲ ቀጠር ዝሸምገለቶ ስምምዕ ኣብ 2014 ነዞም ሓሙሽተ ክፈትሖም ተሰማሚዑ ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት

ተመዝገብ/ቢ

ኣብ እዚ ብ ምምዝጋብ፥ ሓደሽቲ ቃላት፥ ብሂላት ወ ምስላታት ብ ኢመይል ይበጽሐካ/ኪ