ሸንከረ (ግስ )

      1. ኣስጢሙ ኣትሓሓዘ ወይ ኣሰረ
      2. ከም ውግኣት ወጊኡ ሓዘ

    ግሰሳ

    ኵሎም ግሰሳታት እዚ ግስ
    ንሳ
    ትሽንክር ትሽንክረኒ ትሽንክረና ትሽንክረካ ትሽንክረኪ ትሽንክረኩም ትሽንክረክን ትሽንክሮ ትሽንክራ ትሽንክሮም ትሽንክረን

ተመዝገብ/ቢ

ኣብ እዚ ብ ምምዝጋብ፥ ሓደሽቲ ቃላት፥ ብሂላት ወ ምስላታት ብ ኢመይል ይበጽሐካ/ኪ