ሻሂ (ስም noun)


    ምዓላ


    ሻሂ ካብ ዝሽቅጥ ቤተ ሰብ ዝተወለዱ ሞዲ ክሳብ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ሃገራዊ ባህሪትያ ጃናታ ፓርቲ ብምድያብ ናይ ከፍለ ግዝኣት ጉጃራት ሓላፊ ምንስትራት ብምዃን ን13 ዓመታት ኣገልጊሎም ዝተረኸበሉ
    ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ብርክት ዝበላ ደቂ ኣንስትዮ ሻሂን ቡንን እናሸቀጣ ንብዙሕ ዓማውቲ ናብርኤን ክመርሓ ድሕሪ ምፅንሐን ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሐዚ ናይ ምዕጻው ስጉምቲ ክወስደለን ጀሚሩ`ሎ ዝተረኸበሉ
    ከንቲባ ለንደን ሳዲቕ ካን "ዋላኳ ኩሉ ነገር ብሕጋዊ መስርሕ ክረአ እንተኾነ ንይቐረታ ሚስተር ዳራ ኮስሮወሻሂ ብምቕባል፡ በዓል መዚ መጓዓዝያ ለንደን ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ከምዝራኸቡዎ ክገብር እየ ዝተረኸበሉ
    ይኹን እም በር ላዕለዋይ ሓላፊ ኡበር ዳራ ኮስሮወሻሂ፡ እቲ ዝሰርሓሉ ትካል 'ኡበር' ጌጋታት ብምፍጻሙ፡ ብስም ኣሻሓት ሰራሕተኛታት ኡበርን፡ ሚልዮናት ለንደናውያን ተገልገልቱን ብቕሉዕ ደብደበ ይቕሬታ ስለዝሓተተ፡ ዝተረኸበሉ
    ድሒሩ ኣብ ዝተዘርግሐ ቪድዮ ግና ኮማንደር ኣብሂናንዳን የዒንቱ ከይተሸፈነ ጸርዩ ሻሂ ክሰቲ ከሎን ሓደ ሓደ ሕቶታት - ስሙን ማዕርጉን ካበየና ክፍሊ ህንዲ ከም ዝኾነን ክምልሽ ከሎ ተራእዩ ዝተረኸበሉ
    ተመራመርቲ፡ ሽኮር ክንክዩን ጠቕሊሎም ከወግዱን ዝተገበሩ ሰባት ብምስታፍ ኣብ ዘካየዱዎ መጽናዕቲ፡ ሽኮር ምግዳፍ ወይ ምንካይ፡ ንሻሂ ዘለካ ፍቕሪ ኾነ ብሻሂ ንእትረኽቦ ርውየት ኣየጉድልን ይብል ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት