መዝገበ ቃላት
ምግሳስ ግስ
ምእላድ ግስ
ቤት ትምህርቲ
ቍፅርታት
ፅዋታታት
መጻሕፍተ ግእዝ
ቀለም (ስም noun)
ምዓላ
እዚ ጥራሕ ዘይኮነ፣ ኣብ ከባብያዊ ልምዓት እውን ተሳትፎ ከም ዝገብሩን ንኣብነት ኣብ ከተማ ኣላማጣ ምስ ዘለዉ ማእኸላት መሰልጠኒ ብምትሕብባር መሳገሪ ኣጋራት(ዜብራ)
ቀለም
ገዚእኻ ምቕባእ፣ ኣብ ሓደ ሓደ ቦታታት ሰልጠንቲ ኣተሓባቢርካ ግልጋሎት ትራፊክ ምሃብ፣ ንመንግስታውን ከባብያውን ዋዕላታት መኻይን ብነፃ ምሃብ ወዘተ ዝጥቀሱ እዮም
ዝተረኸበሉ
ተቖፃፃሪ መሃንዲስ ፕሮጀክት መንገዲ ኣስፓልት ወርዒ ዓድዋ ኢንጅነር ሙሉጌታ ትኩእ ብወገኖም እቲ ፕሮጀክት ህንፀቱ 92 ምኢታዊ ከምዝበፅሐን እቲ ዝተርፍ ክልተ ነጥቢ ሰለስተ ኪሎ ሜትሮ ኣስፓልት ምንፃፍ፣ መውረዲን መከላኸልን ዉሕጅ ምንዳቕ፣ ሓደጋ መከላኸሊ ምልክታትን
ቀለም
ን ዝኣመሰሉ ስለዝኾኑ ኣብ ሓፂር እዋን ክዛዘም ከምዝኽእል የረድኡ
ዝተረኸበሉ
ኣብ ማእኸላይ ምዕራብ ክፍለ ግዝኣት ዩናይትድ ስቴትስ ኤሊኖይ ኣብ ትርከብ ንእሽተይ ከተማ ኦታዋ ሰዓታት ንኽብረቕርቑ
ቀለም
ይቐብኣ ዝነበራ ብርክት ዝበላ ደቂ ኣንስትዮ ዘጋጠመን ሓደጋ ግን ናይ ራዲየም ሓደገኝነት ንኽፍለጥ ገይረን እየን፡ናይ ዩናይትድ ስቴትስ ሕጊ ሰራሕተኛታት ንሓንሳብን ንሓዋሩን ንኽልወጥ’ውን ገይሩ እዩ
ዝተረኸበሉ
ኣብ 1977 ንሜዳ ተሰሊፉ፡ ተዓሊሙ ናብ ሓይልታት ምስተወዘዐ ኣብ ባጽዕ ኣብ ዝነበረ ድፍዓት ኣብ ዝኣረዮም ጠዋሉን፡ ኣብታ ብኩናት ዝዓነወት ከተማ ብዝረኸቦ
ቀለም
ን ንመወጽ ከም ብራሽ እናተጠቕመ ንጽንዓትን ዓወትን ተጋደልቲ ዘንጸባርቕ ዝተፈላለየ ቅብኣታት ብምስራሕ ዓቕምታቱ ከዕብን ፍቕሪ ጥበቡን ከንጸባርቕን ፈቲኑ
ዝተረኸበሉ
ሕድሕድ ሰብ ብዘርኢ፣ ብ
ቀለም
፣ ብፆታ፣ ብቋንቋ፣ ብሃይማኖት፣ ብፖለቲካ ወይ ብካልኦት ኦሪኦእያታት፣ ብብሄር ወይ ብማሕበራዊ መበቈል፣ ብሃብቲ፣ ብትውልዲ ወይ ብካልኦት ደሪጃታት ኦድልዎ እንተይተገብሪሉ ኦብዚ ድንጋገ እዚ ናይ ዝሰፈሩ ኩሎም መሰላትን ነፃነታትን ተጠኝሚ እዩ
ዝተረኸበሉ
ነበርትን ሰበ-ስልጣንን ከምዝሓበርዎ እንተኾይኑ፡ ተጋደልቲ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ኣብ ክልተ-ቦታታት ማለት ኣብ ጊዳሚን በጊን ዝተባህላ ኣብ ዞባ
ቀለም
ወለጋ ዝርከባ ወረዳታት`ዮም መጥቃዕቲ ፈጺሞም
ዝተረኸበሉ
ተወሰኽቲ ምዓላታት