ቀተለ (ግስ)

      1. ነፍስ ኣጥፍአ
      2. ኣዕርዩ ወፅዐ

    ግሰሳ

    ኵሎም ግሰሳታት እዚ ግስ
    ንሕና
    ንቐትል - - ንቐትለካ ንቐትለኪ ንቐትለኩም ንቐትለክን ንቐትሎ ንቐትላ ንቐትሎም ንቐትለን
    ንስኽን (ንስኻትክን)
    ትቐትላ ትቐትላኒ ትቐትላና - - - - ትቐትለኦ ትቐትላኣ ትቐትለኦም ትቐትለአን

    ምዓላ


    እዛ ኣመሪካዊት ትነብረሉ ዝነበረትን፡ ዝተቀተለትሉን መዘናግዒ ማእከል (ሪዞርት) "በዚ ዜና ኣዚና ሓዚንና ኢና" ክብል መግለጺ ኣውጺኡ ዝተረኸበሉ
    ሰራዊት ምያንማር ግን ምስ ዕጡቓት ሮሂንጃ ጥራይ ይዋጋእ ከምዘሎ ብምግላጽ ሰላማውያን ሰባት ከምዘይቀተለ እዩ ዝገልጽ ዝተረኸበሉ
    ዝሓለፈ መስከረም ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ኣሜሪካ ንመራሒ ኣል-ሸባብ ኣሕመድ ጎዳኔ ከምዝቀተለ ዝዝከር’ዩ ዝተረኸበሉ
    እቲ ግንባር ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ መጥቃዕቲ ን168 ወትሃደራት መንግስቲ ከምዝቀተለ'ውን ይሕብር ዝተረኸበሉ
    እቲ ኣብ ልዕሊ እዞም ክሱሳት ቀሪቡ ዘሎ ክሲ ምስቲ ኣብ 1993 ዝተቀተለ ካብ ሁቱ ዝኾነ ቀዳማይ መራሒ ብዝተሓሓዝ እዩ ዝተረኸበሉ
    ኣብ ኣቡጃ ናይጀርያ ኣብ መኪና ዝተወደነ ቦምብ ነቲጉ፣ንህንፃ ሕ/ሃ መድሚዱ፣ን18 ሰባት ከምዝቀተለ ተገሊፁ ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት

ተመዝገብ/ቢ

ኣብ እዚ ብ ምምዝጋብ፥ ሓደሽቲ ቃላት፥ ብሂላት ወ ምስላታት ብ ኢመይል ይበጽሐካ/ኪ