ቆርቆሮ (ስም noun)


    ምዓላ


    ወ/ሮ ሽዋየ ንባዕለን ኣርባዕተ ኣባጊዕ፣ 20 ደርሁ ዝወነና እንትኾና ክልተ ክፍሊ ቆርቆሮ ገዛ ብምስራሕ ድማ ኣብ ዝሓሸ ብርኪ መነባብሮ ይርከባ ዝተረኸበሉ
    ንሱ ድማ በተን ሞት 350 ደርሁን ብርሰት 300 ቆርቆሮ ዘለዎ ሰፈር ደራሁትን ከፍትን እንተይተደናገፀ ሓደ መሓንቕ ቃልሲ ምዃኑ ቆፂሩ ንቅድሚት ቀፂሉ ዝተረኸበሉ
    ንሱ ከምዝብሎ እንተደኣ ኾይኑ፡ እቲ ሽቓቕ ካብ መሕደሪ ክፍሊ ተምሃሮ ርሒቑ ካብ ቆርቆሮ ዝተሰርሐ ብምዃኑ፡ ምሸት ተምሃሮ ወፂኦም ክጥቀሙ ይፅገሙ እዮም ዝተረኸበሉ
    ንሱ እውን 300 ቆርቆሮ ዝኸደኖ ሰፈር እተን ሽዱሽተ ፀባ ላሕምን ደርሁትን እቲ ቆርቆሮ ንክዝሕል ብላዕሊ ሳዕሪ ከዲንዎ ነይሩ ዝተረኸበሉ
    ኣብ ጣብያ ሕዝባ ተኽለ ሃይማኖት ክልተ ክፍሊ ቆርቆሮ ገዛ ድማ ኣስሪሐን ኣለዋ ዝተረኸበሉ
    ካብዚኦም ውሽጢ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣቢያ መለስ ላጪ ዝኾኑ ወ/ሮ ራህዋ ገረመስቀልን ኣይተ ሓጎስ ኣብረሃን ኣብ ኸባቢኦም ሓለዋ ፀጥታ ስለ ዘየለ ከባቢኦም መደበር ሰረቕቲ ኮይኑ ኣብ ዝተፈላለየ መዓልቲ ናብ መደበር ህንፃ መሳርሒኦም ማዕፆን ቆርቆሮን ፈጊሮም ብምእታው ጥረ ገንዘብን ንብረቶምን ከም ዝዘረፍዎም ብመረረት ገሊፆም ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት