መዝገበ ቃላት
ምግሳስ ግስ
ምእላድ ግስ
ቤት ትምህርቲ
ቍፅርታት
ፅዋታታት
መጻሕፍተ ግእዝ
በገና (ስም noun)
ምዓላ
"በዚ ምኽንያት፡
በገና
ንሓጎስ ወይ መዘናግዒ ዝውዕል ኣይኮነን" ዝብል እቲ ሙሁር፡ ዓᎁቕ ተመስጦ ዘምጽእን ጽቡቕ ጣዕሚ ዘለዎን "ከምኡ'ውን ካብ ሕማቕ ስምዒት ከውጽእ ዝኽእል ድምጺ እትሰምዐሉ'ዩ" ይብል
ዝተረኸበሉ
በገና
ዚያዳ ዝተፈልጠ ኣብ ዘመነ ቅዱስ ዳዊት ምዃኑ'ውን ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ትምህር
ዝተረኸበሉ
መምህር
በገና
ኢንጅነር ቢኒያም ነቲ ታሪኻዊ ኣመፃፅኣ ከዘንትው ከሎ "ሓው ቀቲሉ ካብ እግዝኣብሄር ርሒቑ ዝነበረ ቃኤል፡ ኣብ በረኻ ይዘውርን ድምጺ የስምዕን ነይሩ" ይብል
ዝተረኸበሉ
ኣካያዲ ስራሕ ሲሳይ
በገና
ዝተባህለ ትካል መሰልጠኒ መሳርሒታት ዜማ ዝኾነ ሲሳይ ደምሴ፡ ኣብቲ ሎሚ ዝነበረ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ካብ ሞንጎ ዝተረኸቡ እዩ
ዝተረኸበሉ
ኣብ ኢትዮጵያ ብመዝሙራት
በገና
ዝልለ፡ መጋቤ ስብሃት ኣለሙ ኣጋን ካልኦትን ግን ኣብ ቀረባ ከም ብሓድሽ ኣልዒሎምዎ፡ ሕዚ ብሰፊሑ ብዙሓት ተምሃሮ ይመሃርዎ ኣለው
ዝተረኸበሉ
እዚ መሳርሒ ኣብ እዋን ጾም ዝዝውተር ኮይኑ፡ ዝበለጸ ሕልናዊ ተመስጦ ኣብ ዝህልወሉ ከም 'ሰሙነ ሕማማት' ዝበለ እዋን፡ ሓዘን፣ ጸሎትን ጾምን ብ
በገና
ኣቢልካ ከም ዝግለጽ እቶም ሙሁራት ይዛረቡ
ዝተረኸበሉ
ተወሰኽቲ ምዓላታት