መዝገበ ቃላት
ምግሳስ ግስ
ምእላድ ግስ
ቤት ትምህርቲ
ቍፅርታት
ፅዋታታት
መጻሕፍተ ግእዝ
ብዕራይ (ስም noun)
ምዓላ
ተሓራሳይ መሬተን ብዝግባእ ሓሪሰን ኣለሳሊሰን ዘበናዊ ድኹዒ ተጠቒመን
ብዕራይ
ተላፊነን ምሕራስ ካብ ዝጅምራ ንነዘ ግና ካብ ተመሳሳሊ ስፍሓት መሬት ክሳብ 14 ኩንታል ፍርያት ይረኽባ ምህላወን እየን ዝገልፃ
ዝተረኸበሉ
ናይ ኢትዮጵያ ግን ናይ ምድቓል፣ ጥዕናን ኣቀላልባን እንስሳ ስለዘይተሰርሐሉ ኣብ ኬንያን ኢትዮጵያን ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝተወለዱ ምራኹት ዋላ እውን ሓደ ዓይነት ዘርኢ ይሃልዎም ምራኽን
ብዕራይ
ን እዮም ዝመስሉ
ዝተረኸበሉ
'ብደረጃ ትምህርቲ እንተኾይኑ ካብ ናይ ክልተ ወርሒ ትምህርቲ መሰረተ ትምህርቲ ኣይሰገረን፣ እታ መነባብርኡ’ውን ከይሓብአ ‘ጽምዲ
ብዕራይ
፣ ሓንቲ ላሕሚን ሓደ ኣድጊን ይውንን ከምዝነበረ’ ይዛረብ ኣባ ሓዊ
ዝተረኸበሉ
ብመሰረት እዚ ናብ ዕዳጋ
ብዕራይ
ቀበሌ 17 ተንቀሳቂሰ ንነዊሕ ግዜ ኣብ ንግዲ ከብትን ጠለበጊዕን ዝተዋፈሩ ውልቐ ሰባት ኩነታት ዕዳጋ ምስ ዝሓለፈ እናነጻጸሩ ከዋግዑኒ ሓቲተዮም ነይረ
ዝተረኸበሉ
ፈለማ ሰለስተ ኣብዑር ንሕድሕዶም 3,000 ብር ዓዲጎም ሓተላን ሓሰርን እናመገቡ ምስ ሃጠሩ ንሓደ
ብዕራይ
4,500 ብር ሸይጦም ተጠቃሚ እናኾኑ ኣብ መነባብሮኦም ለውጢ እናምፅኡ ኸዱ
ዝተረኸበሉ
ኣብ መጀመርታ 1970ን፡ ጆርጅ ላውረር ዝተባህለ ናይ ኣይቢኤም ኢንጂነር፡ ውድላንድ ካብ ዝመሃዞ ዓይኒ
ብዕራይ
መሰል ቅርጺ፡ ርቡዕ ኩርናዕ ቅርጺ ቅርጥዉን ዝበለጸን ምኻኑ ተገንዚቡ
ዝተረኸበሉ
ተወሰኽቲ ምዓላታት