ተኻረየ

ግስ noun
Derived Root Verbs
ንስስኽን (ንስስኻትክን) ትክካረያ ትክካረያኒ ትክካረያና - - - - ትክካረየኦ ትክካረያኣ ትክካረየኦም ትክካረየአን
Derived Nouns and Adjectives

ክርይቲ፥ መካረዪ፥ መካረዪት፥ መኻርይቲ፥ ተኻራዪ፥ ክሩያት፥ ክሩይ፥ ክራያት፥ ተኻራዪት፥ ምኽራይ፥ ክራይ፥ መካረይታት፥ ተኻረይቲ

Contextual Use

ካብ ከተማ መተማ ዮሃንስ ናብ ሱዳን ከተማ ገላባት ካብኡ ድማ ናብ ሑመራ ዝኣተወ ታደሰ ሕሉፍ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መደቀሲ ዓራት ከምዝተኻረየሎም ይገልፅ ዝተረኸበሉ
- ሓጺር እዋን ድሕሪ ሰዓት 10 ናይ ምሸት ብናይ ኢትዮጵያ/ኤርትራ ኣቆጻጽራ እታ ካብ ሆም ደፖት ዝተኻረየት መኪና ኣጋርን ንብስክሊተኛታትን ገጭያ ዝተረኸበሉ
ሕቡራት ዓረብ ኢምረትስ ንወደብ ዓሰብ ዝተኻረየቶ፣ ኣብ ወፍሪ የመን መደብር ሓይሊ ባሕሪ ክትጥቀመሉ ኢላ ከምዝነበረ ይጠቅስ ዝተረኸበሉ