Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ጠፍላሕት
ምጺጺት
አክሎግ
ቅውም
ጸንዐ
ተጠዋቀየ
ፅሙድ
መባርዲን
አኒሲፎሮስ
ጽም
ተፋረደ
ፍርግያ
አስፈዔርለወ
መንበጋዊ
ዣን፡ ሰገድ
ከነአን
ፁገት
አፍለጠ
ጕዕጕዕት
ጽሉም
ጢብሮን
አንጦለለ
ተጼሐ
ተሰሎንቄ
New sayings
1.
ሓው ሓመቐ ኢልካ ኣይይፅላእ፡ ስጋ ኣድጊ ሰብሐ ኢልካ ኣይይብላዕ
2.
ሃብታም ብ ሃብቱ፡ ድኻ ብ ጕልበቱ
3.
ሳዕስዕ እሞ፡ ስራሕኻ ኣይትረስዕ
4.
ሕማቕ ጐበዝ ተቓፃፂ፡ ሕማቕ ስዋ መፃፂ
5.
ረጒድ በትሪ፡ እንተ ዘኢወቕዑሉ፡ የፈራርሑሉ
6.
ጠይቕ ክትፈልጥ ፤ ህደም ክተምልጥ
7.
ተኸዲኑ ዝይመጽእ፡ ተቐሊዑ ይብላዕ
8.
ለባማት ዶ ዓያሹ ይበዝሑ? ል እቶም መኺርካዮም ዘኢይሰምዑ ሓዊስካ ስ፡ ዓያሹ ይበዝሑ
9.
ጭንቍርባዕ ስ ያ ክንዲ ብዕራይ ክትኰን፡ ተነፊሓ ምወተት
10.
??
11.
ብ ዘኢኣፍካ ሓቢ፡ ብ ዘኢኢድካ ሓዊ፤ እቲ አይይመርር፡ እቲ ኣይየሕርር
12.
ሓንካስ ብዕራይ፡ ወዳኢ ሕዛእቲ