ተፀንዐ

ግስ noun
Derived Root Verbs
ኣነ እፅንናዕ - - እፅንንዐክካ እፅንንዐክኪ እፅንንዐክኩም እፅንንዐክክን እፅንንዖ እፅንንዓ እፅንንዖም እፅንንዐን
Derived Nouns and Adjectives

ፅናዓት፥ መፅንዕታት፥ መፃንዕቲ፥ መፃንዒት፥ መፅንዒ፥ ፅንዕቲ፥ መፃንዒ፥ ተፀናዒት፥ ፅናዕ፥ መፅንዒት፥ ተፀናዒ፥ ምፅናዕ፥ ፅኑዕ፥ መፃንዕታት፥ ፅኑዓት፥ ተፀናዕቲ

Contextual Use

ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ብድሕሪ እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ "ኢትዮጵያውያን ፍቕሪ ክዘንብ ኣብ ዝገበሩሉ መዓልቲ፡ ሰላም እታ ሃገር ዘይደልዩ ኣካላት ብዝተፀንዐን ብዝተሓሰበሉን መገዲ ሞይኦም ተጠቒሞም ህይወት ሰባት ንምጥፋእን ደም ንምፍሳስን ዝለዓለ ፃዕሪ ገይሮም" ክብሉ ተዛሪቦም ዝተረኸበሉ
ንሶም ወሲኾም፣ግድብ ህዳሴ ሃንደበት ዝተጀመረ ኣይኮነን፣ቅድሚ ኣርባዓን ሓሙሽተን ዓመታት ብኣሜሪካውያን ዝተፀንዐን፣ኣብ‘ዞም ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ተወሳኺ መፅናዕቲ ከምዝተገበረሉን ሓቢሮም ዝተረኸበሉ
ካብዚ ብምብጋስ ድሕሪ ብዕምቆት ምህዳስ ትእምት እውን ንዘጋጠምዎን ዘለውዎን ውሽጣውን ግዳማውን ድኽመታትን ፀገማትን ንምምሕያሽን ንምፍታሕን ዘኽእል ለውጥታት ብዝተፀንዐ መንገዲ ንምትእትታው ሰፊሕ ፃዕሪ ኣብ ምግባር ትርከብ ዘላ ትካል እያ ዝተረኸበሉ
ኢትዮጵያ’ውን ንዝርርብ ድልውቲ ምዃና ዝገለፁ ኣቶ ሃይለማሪያም እቲ ነቲ ዓብይ ግድብ ክኸውን ዝተሓረየ ቦታ ብኣሜሪካዊያን ሰብ ሙያ ኣብ 1964 ኣ/ፈ ዝተፀንዐን ዝተመረፀን ከምዝነበረ ኣቶ ሃይለማሪያም ሓቢሮም ዝተረኸበሉ
‘’ነቲ ዓብይ ግድብ ክኸውን ዝተሓረየ ቦታ ብኣሜሪካዊያን ሰብ ሙያ ኣብ 1964 ኣ/ፈ ዝተፀንዐን ዝተመረፀን’ዩ’’ምኽትል ቀዳማይ ምንስቴር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማሪያም ደሳለኝ ዝተረኸበሉ
መንግስቲ አመሪካ ግዳይ እዚ ውሳነ ዝኾኑ ሓደ ሺሕ ኩባንያታት ቻይና ዝረቑሐ እንትኸውን፥ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ጀሚሩ እዚ ጉዳይ እናተፀንዐ ከምዝፀንሐ ምፍላጥ ተኻኢሉ ዝተረኸበሉ