Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
መጦንብኮስ
ፀመወ
ህርቃል
ሉቅዮስ
አምላክ፡ ጽናሕ
ፈርገገ
በለዝ
ሞሎክ
አርዮሳዊ
አካክዮስ
አፍርሀ
ጥብዐት
ጻሕብ
ንሑላውያን
አደርዮስ
ምጽባብ
ዛሕገውራ
አስዩጥ
ጸለየ
አልሞት
መቄዶንያ
ጥፍሐት
ግዳየ
ናህርው
New sayings
1.
ነገር ል ምሃዚኡ፡ ተመን ል ትሓዚኡ
2.
መቲርካ ዝበላዕኻዮን መኺርካ ዝሰራሕኻዮን፡ እቱይ ኣይይሓንቀካ እቱይ ኣይይኸፍአካ
3.
ሃብታም ብ ሃብቱ፡ ድኻ ብ ጕልበቱ
4.
ሓፂራ ያ እንተ በልኩዋ ስ ተደቢራ ትስዕስዕ
5.
ብ ወረ ኣይትፅልአኒ፡ ብ ስም እኽሊ ኣይትብልዐኒ
6.
ዝንዓቕካዮ የጥንስ
7.
ሕያዋይ ሸምጋላይ፡ የእትው ናብ ቀላይ
8.
ርሑቕ ዓዲ ከይዱ ዝዋሰብ ወይ ክታለል ወይ ከታልል
9.
ኣድግስያ ግብራ ርእዩ ቀርኒ ከለኣ
10.
ሃብታም እዩ እንተ በሉኻ ትኸብር፡ ድኻ እዩ እንተ በሉኻ ትሓስር
11.
ልቢ ስ ያ፡ ገዝሚ
12.
ልሙፅ መልሓስ፡ እናሓደረ ይሕርፍፍ