Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ጸለጠ
ተዛላፊ
ጽንፍ
ዐሚዳ
ጸለወ
ቢኖን
ኒቅያ
መላልኤል
ጸምአ
ቍርያቍ
አጥወየ
ምጽሐል
ስምያዛ
ጸርሐ
አጻዕደወ
ሞቀሰ
ሳኑሲ
ዮሐዳ
መጥሪት
ድርሙስ
ፍጡን
ጥሕረ
አልሞት
አኀላዪ
New sayings
1.
ሓፂን ል ሓፂን ይበላልሕ፡ ጐራሕ ል ጐራሕ ይጐራራሕ
2.
ለዋህ ሰብ፡ እንተኢመርመረ ይዋሰብ
3.
ተዛረበለይ ኣይ ከምኣፍካን፤ኣዀልሰኒ ኣይከምኢድካን
4.
ለባም ይዕዘብ፡ ዓሻ ይስለብ
5.
ሓንካስ ብዕራይ፡ ወዳኢ ሕዛእቲ
6.
ተሓጓማይ ያ እንተሎ ስ ተሓዛይ ይጠርጥ
7.
ብ ዘኢኣቡን ክህነት፡ ብ ዘኢንጉስ ሽይመት
8.
ለሚን እንተ ዘኢበሊዕኻዮ ዕንጕለ፡ ቋንቋ እንተ ዘኢፈልጥካዮ ፅላለ
9.
ትዕቢት መቕድም ውድቀት፡ ትሕትና መቕድም ክብረት
10.
ለካቲት እንተዘይነጐደ ምድረ ሰማይ ምተኣየደ
11.
ነጊዱያ ዘኢይፈልጥ እንትይነግድ ስ ዘኢይኽሰር ይኸስር
12.
ልግሲ ኣመል፡ መልክዕ ሰረት