Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
በዐልበክ
አኒሲፎሮስ
ጣግዐ
ኤልምያስ
ቴዎድሮስ
ጸልዐ
ዝጋ
ጥዉቅ
ሳሌም
ጠቃዒ
ፈግዐ
ቀርመዝ
ተጸልበ
ጺኦት
ኢየሱስ
ጸያሒ
ኤርሞን
በልኪም
ምራት
ሻሪም
ህንደክያ
አደቦ
መዐውያ
ተሰማምዐ
New sayings
1.
ካብ ረኺብካ ስእነት፥ ከቢርካ ውርደት፡ ይሰውረና
2.
ብዙሕ ፍትው ፍትው ኣይተብለኒ፡ ቶሎ ቶሎ ከኢትፀልእኒ
3.
ብላዕ እንተ ዝይብለኒ፡ ከም ኣቦይ ምቘማመጠኒ [በለ ወድድዉይ]
4.
ሕመት ጓህሪ የብዝሕ፡ ኵራ ባእሲ የብዝሕ
5.
ብ ዘኢኣቡን ክህነት፡ ብ ዘኢንጉስ ሽይመት
6.
ዋሕለልና ዝብላ ይመፃ መጎጎ ይልምፃ
7.
ሓቢ ጸሊም ል ሰታይኡ መረሮ፡ ል ሰማዒኡ ኣስተንከሮ
8.
ሃልኪ ዘረባ የትፍእ፡ ሃልኪ ነዊት ይደፍእ
9.
ልግሲ ኣመል፡ መልክዕ ሰረት
10.
ተዅላ ከም ኣንበሳ ክትንቍው፡ ተሰንጢቓ ምወተት
11.
ፀማም ኣይትፀውዕ፡ ደድሕሪ ህበይ ኣይትቐውዕ
12.
ሕነ ቀራናት ል ጓዕማማት፡ ሕነ ሃብታማት ል ደኽታማት