Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
አስባንያ
ፍቱል
አዕየየ
ጥብጡብ
ፀባጢ
ፈርኀ
አርቃድያ
ፅዉስ
ጠብዐ
ጸጥ
ጽሕበ
ጽርአ
ጥዉቅ
ታንሳስ
ጎልጎታ
ጌታ
ሰኬዛ
ባሻ
ለበከላ
አርስኖፊስ
አጥራሲስ
ዘርአይ
መፅምር
ጽላሌ
New sayings
1.
ሃብታም ብ ሃብቱ፡ ድኻ ብ ጕልበቱ
2.
ሓያል ውሑጅ፡ ክንዲ ዝየንቈልቊል የንቃዕርር
3.
ዝሓበራያ ኣፃብዕት ስ ኣርቃይ የፀምብዓ
4.
ይውህበኒ ያ ዝበለ ስ ውሂቡ ወድአ
5.
ዝበልዐ ስያ የብላዕልዖ
6.
ተመርኰስ ዘንግኻ ተኣንገብ ዋልታኻ
7.
ሞጎጎ ድኻ፡ ኣብ ምርሳኑ ይጠፍእ
8.
ፅጋበኛ ያ ደርሆ ስ፡ ጓል ፅኽድም የእትው
9.
ባዕላ ወሊዳቶ አይመሰለን፡ ባዕላ ሰንኪታቶ አይበሰለን
10.
ሓወቦ አይይዀን ክንድ ኣቦ፡ ሓፍትነ ኣይትዀን ክንድ እነ
11.
ሓላዊ ዘለዋ በጊዕ፡ ኰልኰላ ደገ ይሓድር
12.
ውሂቡ ብኢዱ፡ ተመሊሱ ለመነ ካብ ወዱ