Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
አካይያ
ፈትል
ፍርም
ፈጢን
ሚሊጢስ
ቶራይክ
ጌታ
ተፋለሰ
ቃየን
ካሩትያስ
ከላድዮን
ፍጹም
ቄዴም
ተጻንዐ
ቍስጥንጥንያዊ
በላዖን
ሊቶስጦሮስ
አካክዮስ
ጥሬቡናስ
ጽም
ምናሔም
ብንታሌ
ጰላድዮስ
አሮንጦስ
New sayings
1.
ላሕሚ ምእንቲ ጐይትኣ ኣይትስረርን፤ እንታይ ድኣ? ምእንቲ ወንኣ
2.
ጕዪይ ካብ ምውዓል፡ ክሳድ ምሓዝ
3.
ነገር ል ምሃዚኡ፡ ተመን ል ትሓዚኡ
4.
ብ ንእሽተይካ ዝወለድካዮን ኣንጊህኻ ዝኸድካዮን [እናሓደረ የሐጕስ]።
5.
ካብ ረኺብካ ስእነት፥ ከቢርካ ውርደት፡ ይሰውረና
6.
ሓደ ምስክር የርትዕ፡ ሕማቕ ዳይና የውቅዕ
7.
ሃፀፅካ ፍልሖ፡ እንዳ ማርያም ምኣዝ ትበፅሖ?
8.
ህበይ ምስ ሓለፈ፡ መደራጕሕ
9.
ሃብታም እንተሎ ውሃቢ፡ ድኻ ዓይኑ መንገብገቢ
10.
ሓቂ: እናሓደረ ይዅላዕ ከም ወርቂ
11.
ለባማት ዶ ዓያሹ ይበዝሑ? ል እቶም መኺርካዮም ዘኢይሰምዑ ሓዊስካ ስ፡ ዓያሹ ይበዝሑ
12.
ወዲ ሓርበኛ ይወግእ፡ ወዲ ኣረጊት የውግዕ