Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
አብራም
ተልፍዮስ
ፈልፈለ
ተፈነወ
መቃቢስ
ቴዎቅሪጦስ
አክሳስያ
ወዓግ
ኤሲ
ሰርኤመ
ክፍቱር
ንጽቢን
አፍቀደ
ንስጥሮስ
ጌርሳ
ተብንያ
ጥንቅቅና
ሐርዋግ
ዐደ
አፅሐሰ
አርስኖፊስ
ቆቆሮስ
ፍቱን
ቆጵርያኖስ
New sayings
1.
ሽምየትን ቍመትን፡ ተመንይኻ ኣይይርከቡን
2.
ዝንዓቕካዮ የጥንስ
3.
ሓላዊ ዘለዋ በጊዕ፡ ኰልኰላ ደገ ይሓድር
4.
ጥፋእ ዝበሎ ሰብ ነገር የፍልጦ ፤ ጥፉእ ዝበሎ ለቘታ ጨው ይቕመጦ
5.
ሌባ ሌባ እንተ በሉዋ፡ ልዋ ልዋ ዝበሉዋ ይመስላ
6.
ሰብ ይትኣከብ፡ ምኽሪ ክይርከብ
7.
ሃብታም በዲሉ ዘረባ ይጠዊ፡ ጭጕራፍ ወቒዓ ባዕላ ተእዊ
8.
ውሃበኒ ህበይ ይገብር
9.
ሃብታም ብ ሃብቱ፡ ድኻ ብ ጕልበቱ
10.
መን ኣሎ ዘኢይደሊ ናይ ዓለም፡ መንከ ኣሎ ዘኢይገብር ቃለ ዓለም
11.
ይውህበኒ ያ ዝበለ ስ ውሂቡ ወድአ
12.
ሓኸለ፡ ውሃቦ ል ዝአኸለ