Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ፊንሐስ
ዛውል
ፀገመ
አጽመተ
እንድራንዮስ
ጌርሎስ
ናሩጌ
ሄርማ
መላዚ
አረቦናት
ጵጱስ
ተፈፅመ
ነጸፍጻፍ
ናቱሪም
ተፃረረ
ፈሰሰ
አጥበበ
ኀየጸ
ሜዶን
ቋዓ
ተጠዋቀየ
ቀለውትሞኖስ
ጥር
ግራ
New sayings
1.
ፅጋበኛ ያ ደርሆ ስ፡ ጓል ፅኽድም የእትው
2.
ዓሻ ሲ ፅቡቕ ኣሎ፡ ሓው ዓሻ ግን ከፊኡዎ ኣሎ
3.
ትዕቢት መቕድም ውድቀት፡ ትሕትና መቕድም ክብረት
4.
ስኣን ሕራይ፡ ኣጥፋእኹዋ ናብራይ (በለት ፍትሕቲ)
5.
ሃብታም ብ ሃብቱ፡ ድኻ ብ ጕልበቱ
6.
ሃብታም ዘየብሉ ካብ ዓሌቱ፥ ፅላል ዘየብሉ ኣብ ግራቱ ፡ ድኻ እዩ ካብ ጕሓቱ
7.
ወይ ተፋቲኻ ተስሓሓቕ፡ ወይ ተፃሊእኻ ተርሓሓቕ
8.
ላሕሚ ስ ያ፡ እንትትሓርዳ ዘኢትኣብ ስ፥ እንትትሓልካ
9.
ጠይቕ ክትፈልጥ ፤ ህደም ክተምልጥ
10.
ለባም የእትውካ እሞ፡ ይፍታሕኻ
11.
ሜስ ይዕደል ብ ብረለ፡ ቆርበት ይምለጥ ብ ዕንጕለ
12.
ርሑቕ ዓዲ ከይዱ ዝዋሰብ ወይ ክታለል ወይ ከታልል