Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
አክሱም
መስተዓድ
አጽሐፈ
አንጥያኮስ
ጽኑን
ፌኔቄን
ኔልንትዮስ
ፈራህ
ጻሕየየ
ቃርጲያኖስ
አጰሊጱ
ለሮስ
ኬጥእም
አውዛር
ኵራሳን
ፃና
ሶሲሞን
አክሚም
መጽርይ
ጸርኀ
አሮዳ
አፍጼ
ተቢቶ
አጽናፍ፡ ሰገድ
New sayings
1.
ብ ስምዒ ዝተጣበቐ ስኒ፡ ሓየኽካሉ ኣይየድቅቕ፥ ስሒቕካሉ ኣይየድምቕ
2.
ብ ዘኢመባእ፡ ቤተ ክርስቲያን ኣይትባእ
3.
ሕሱም ሓሞ ሸዊት ሓጋይ ይእዝዝ
4.
ህሩፍ ካብ መኣድኻ፡ ዕሩቕ ካብ መጋርያኻ አይይሰኣን
5.
ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል ዕርፊ ኣፅንዕ
6.
ሓሲውካ አይይቕያሕ፡ ኣብ እምኒ ደዪብካ አይይንዋሕ
7.
ለባም ይዕዘብ፡ ዓሻ ይስለብ
8.
ሃላይ ሰዓሚ፡ መባላሸዊ ጭሕሚ
9.
ተመርኰስ ዘንግኻ ተኣንገብ ዋልታኻ
10.
ሃብታም ዘየብሉ ካብ ዓሌቱ፥ ፅላል ዘየብሉ ኣብ ግራቱ ፡ ድኻ እዩ ካብ ጕሓቱ
11.
ሓምሳ ለሚን፡ ል ሓምሳ ሰብ ጣዕሚ፡ ል ሓደ ሰብ ሸኽሚ
12.
ጭጕራፍ ስ ያ፡ ባዕላ ወቒዓ ተእውይ