Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ኳዕለወ
ጢብሮን
ፅባጥ
መጥሪት
አካዝኤል
ኤሬግ
ባዜቃ
ረቃይ
ጠቢቅ
ለማ
ደፍራ
ገሪዛን
ቀፍሮንያ
ልያ
ሸምሾ
ብላተነአሻ
ጽዕለት
ፀንፀነ
መጽርይ
ዔና
ሻው
መፍልስ
አብድራጦስ
ኴሂላ
New sayings
1.
ለመፀ ኢልካ፡ ተመን ኣይትቀነት
2.
ሓሙስ ፅገቦ፡ ኣሽንኳይ ሰብ ስ ዒፍ እኳ ትፀግቦ
3.
ማንቲለስያ ዘሊላ ዘሊላ ናብ መሬታ
4.
ምስ ዘፈርኩ ወደቕኩ በለት ቆልቋል
5.
ዝተፅግበካ ያ ቅጫ ስ፡ ኣብ ᎀቝሎኣ እንተላ ትፍለጥ
6.
ቀውዒ ስሒታ፡ ክረምቲ ናብ ሸመታ
7.
ምስ ኣረጊት ምኸር፡ ምስ ሓያል ውረር
8.
ሓደ እንተ ኢበልካ ክልተ ኣይይብሃልን
9.
መን ይፅላእ? ዝተሽወመ፡ መንከ ይፍተው? ዝደኸመ
10.
ትዕቢት መቕድም ውድቀት፡ ትሕትና መቕድም ክብረት
11.
ድኽነት ዝመፅኦ፡ ማእሲ ይለምፆ
12.
ላሕሚ ምእንቲ ጐይትኣ ኣይትስረርን፤ እንታይ ድኣ? ምእንቲ ወንኣ