Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ደስክ
ሙሴ
ጽያሞ
አጽዐቀ
ጾታ
ባዖስ
ክርሶስ
ፍቁር
መጣዕው
ምጽያሕ
ጸምአ
አንስጣስያ
አውዓዪ
ቀውስጦስ
ይታማር
ሀምበላይ
አንጾኪያዊ
ሹር
ሳሙኤል
ጠርሰ
ሕዝቅያ
ፈልሐ
ተጽዕረ
ምጽራብ
New sayings
1.
ተዅላ ከም ኣንበሳ ክትንቍው፡ ተሰንጢቓ ምወተት
2.
ሕማቕ ምስ ዝይፀልእ፡ ከመዓልካ ይኸልእ
3.
ሓላዊ ዘለዋ በጊዕ፡ ኰልኰላ ደገ ይሓድር
4.
ምስ ኣረጊት ምኸር፡ ምስ ሓያል ውረር
5.
ርሑቕ ዓዲ ከይዱ ዝዋሰብ ወይ ክታለል ወይ ከታልል
6.
ቈልዓ ስ ያ ይጐዪይ እምበር፡ አይይቕድምን
7.
ሰብ ብ ያታ፡ እኽሊ ብ ገበታ
8.
ለሚን እንተ ዘኢበሊዕኻዮ ዕንጕለ፡ ቋንቋ እንተ ዘኢፈልጥካዮ ፅላለ
9.
ዝኣረገ ገረወይናይ መጕሓፊ፡ ዝኣረገ ሰፍኢ መግፈፊ
10.
ሕንኡ ዘኢይፈዲ፡ ወዲ ኣድጊ
11.
በቕሊ፡ መን ኣቦኻ? እንተበልዎ፡ ፈረስ ኣኮይ በለ
12.
ዋሕለልና ክብላስ ፃሕሊ ይዓጥና