Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ማራ
ጎልያን
ጌዴርት
ፀንፈርት
መንሱር
አስተፋለሰ
ጣዕም
ይስማኤል
ቀሌዎጴጥራ
ቀርቀር
በርናባ
ሎኒስ
ጥብሰት
ጦመ
ተፍጻሜት
ጥቀ
ቄርሎስ
ሐዝል
ዣን፡ ሰገድ
ተጸንዐ
ያዕቆባውያን
ሰይር
ተሀለለ
ጐርኤመ
New sayings
1.
ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል፡ ዕርፊ ኣፅንዕ
2.
ላሕሚ ምእንቲ ጐይትኣ ኣይትስረርን፤ እንታይ ድኣ? ምእንቲ ወንኣ
3.
ሰራሕ ገንኢ፡ ምስራሕ ሞጎጎ ይኣብዮ
4.
ዝብኢ ከዪንብሎ ገረመ ፤ ኣንበሳ ከዪንብሎ ሓንከሰ
5.
ዘይወለድካዮያ ቈልዓስ እንተይሓዘልካዮ የንዘልሕጥ
6.
ልቢ ማዕዳ፡ ተመሊሳ ል ዓዳ
7.
ብ ዘኢኣፍካ ሓቢ፡ ብ ዘኢኢድካ ሓዊ፤ እቲ አይይመርር፡ እቲ ኣይየሕርር
8.
ሓምሊ ምስ ኣጅቦ፡ ባርያ ምስ መውስቦ፡ አይነበረን ብ ዓንተቦ
9.
ሰማይ አይይሕረስ፡ ወላዲ አይይኽሰስ
10.
መጭ ኢልካ ኣይበቕልን፡ አብልዕኒ ኢልካ አይሰበይትን
11.
ዝኣረገ ሹም ገባር ይኸስሶ፡ ዝኣረገ ዝብኢ ኣድጊ ይልሕሶ
12.
ሓቂ፡ ናይ ዘልኣለም ስንቂ