Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ዳንኤል
ቄጡራት
ተጠባቢ
እስክንድርያ
መቀኖ
ጠፍ
ፅብሰት
አጠወቀ
ቀሌምንጦስ
መጥፍኢ
ሴሎም
ባልባይስ
ጥንት
ጳኵሚስ
አሳፊም
ነትነተ
ሲራ
መጥሮጶሊስ
ኀደመ
ሴዴማ
ኈድራ
ጸፍጸፈ
ተጸብሐ
ባርትያ
New sayings
1.
ናይ ስጋ መወዳእታ ዓጽሚ፡ ናይ ነገር መወዳእታ ፈጽሚ
2.
ሓያል ውሑጅ፡ ክንዲ ዝየንቈልቊል የንቃዕርር
3.
ልቢ ወላዲ ፈጥፈጥ፡ ልቢ ውሉድ ቀጥ
4.
ሞጎጎ ድኻ፡ ኣብ ምርሳኑ ይጠፍእ
5.
ሓለቓ ዘየብሉ ህዝቢ፡ ሹም ዘየብሉ ንህቢ
6.
ሃብታም ብ ሃብቱ፡ ድኻ ብ ጕልበቱ
7.
ህበይ ዶ ውዓግ ትሕሽ? ክልቲአን ሓደ፡ እቲኣ ትሽምጥጥ፥ እቲኣ ትጕምጥጥ
8.
ሕልፈት ል ዘኢይፈልጥ፡ ፅላሎት ንጕሆ ኣርእዮ
9.
ረጒድ በትሪ፡ እንተ ዘኢወቕዑሉ፡ የፈራርሑሉ
10.
ኣሽምባይ ዶ ፈታዊኻ ስ፡ ፀላኢኻ እኳ ለባም ይዅነልካ
11.
ሓቂ፡ ብ ርእሳ እንተ ቐበርካያ፡ ብ እግራ ትወፅእ
12.
ሓጋዚታ ያ ዝርአየት ባርያ ስ፡ መዲዳ ትሓብእ