Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
ኢዮሎስ
ቆሮ
ይስማኤላዊ
ሉልያኖስ
ሰይቀል
አርዮስ
ብርዓም
ታውክልያ
ጽርሕት
ዘባድው
ጠብዐ
አንጥፊስ
ጣግዐ
ፍጹም
ባልቴ
ምጽባእ
በይነ፡ ልሕክም
ለማ
አድዐረዝ
ራፍ
ቄርዋን
እስያ
ሰበእ
አፈድፈደ
New sayings
1.
ስረኻ፡ ኣውፃእያ ብ ርእስኻ
2.
ለባማት ዶ ዓያሹ ይበዝሑ? ል እቶም መኺርካዮም ዘኢይሰምዑ ሓዊስካ ስ፡ ዓያሹ ይበዝሑ
3.
በቕሊ፡ መን ኣቦኻ? እንተበልዎ፡ ፈረስ ኣኮይ በለ
4.
ለሚን እንተ ዘኢበሊዕኻዮ ዕንጕለ፡ ቋንቋ እንተ ዘኢፈልጥካዮ ፅላለ
5.
ሕሸት፡ ድራር ሓደ ምሽየት
6.
ሓቢሮም ዝተፀምዱ፡ ሓቢሮም ይፍትሑ
7.
ወይ ተዋጋእ ተዓጢቕካ፡ ወይ ህደም ኣርሒቕካ
8.
ፍቕራ ዘኢወድአት ሰበይቲ፡ ብ ሓሞኣ ትሽምገል
9.
ነጊፋ ነጊፋ ትኸይድ ተደጊፋ
10.
ልቓሕ ሰኑይ፡ ሰሉስ
11.
ፅጋበኛ ያ ደርሆ ስ፡ ጓል ፅኽድም የእትው
12.
ሃበኒ ህበይ ይገብር፡ ከኢይብሉኒ ሰብነት የዕብር