Mermru
Dictionary
Conjugation
Ge'ez Resources
Affixation
Games
Blog
Sign In
Sign Up
Install App
English
ትግርኛ
ኣማርኛ
ትግርኝኛ
New Words
በስልድዮስ
ኖባዊ
እዳ
ታኦዶስዮስ
ጽም
አጥናን
እትማን
ጻሕው
ጰንጠቆስጤ
ፍታ
ሀልሀል
በራቄኒም
ሐሴፎት
ፍልጣን
ቀርጤናውያን
ጽዕድው
መስሕ
ይሰካ
ጽራኅ
መጦርያ
ጌታ
መጥመቄ
ሰብላንዮስ
አፍቃሪ
New sayings
1.
ነበረ'ሞ በረረ ፥ በቘለ'ሞ ሓረረ
2.
ጥፋእ ዝበሎ ሰብ ነገር የፍልጦ ፤ ጥፉእ ዝበሎ ለቘታ ጨው ይቕመጦ
3.
ጕንዲ ፀልማት፡ ናብ ዘምሰልካዮ ይመስል
4.
እኖስያ ሂባ ትልምን
5.
ሕመት ጓህሪ የብዝሕ፡ ኵራ ባእሲ የብዝሕ
6.
ተመርዖያ እንተበሉዎስ ክዓርኽ እየ በለ
7.
ሃብታም ብ ሃብቱ፡ ድኻ ብ ጕልበቱ
8.
ሕፍረት መርዓት መብራህቲ ክሳብ ዝይጠፍእ፡ ሕፍረት ጥንሲ ክሳብ ዝይደፍእ
9.
ከም ቀደም ይመስለክን፡ ውሕጅ ይወስደክን
10.
ሓደ ዓመት ብ ወዝ፡ ሓደ ዓመት ብ ደመወዝ
11.
ዝብኢ ከዪንብሎ ገረመ ፤ ኣንበሳ ከዪንብሎ ሓንከሰ
12.
ብልዒ ሓላፊ፡ ስም ተራፊ