መዝገበ ቃላት
ምግሳስ ግስ
ምእላድ ግስ
ቤት ትምህርቲ
ቍፅርታት
ፅዋታታት
መጻሕፍተ ግእዝ
ኣንበሳ (ስም noun)
ምዓላ
ናብቲ ጣብያ እንትትኣትዉ ኣቐዲምኩም ካብ ሞንጎ እትርእይዎም እንስሳት ሓደ፡ ዶሎ ዝብል መፀውዒ ስም ዘለዎ
ኣንበሳ
እዩ
ዝተረኸበሉ
ዶክተር ዳንኤል ኣብ ስፐሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር
ኣንበሳ
ናይ ፊዲዮሎጂ ክኢላ ኮይኑ፡ መምህር'ውን እዩ
ዝተረኸበሉ
እንሆ እቲ ኻብ ነገድ ይሁዳ ዘርኢ ዳዊት ዘኾነ
ኣንበሳ
ነቲ መጽሓፍን ነቲ ሸዉዓተ ማኅተማቱን ክኸፍቶ ስዒሩ ኣሎ በለኒ
ዝተረኸበሉ
ቻይና ኣብ ናይ ኣፍሪቃ ልቓይ ናይ
ኣንበሳ
ብጽሒት'ኳ እንተሃለዋ፡ ሃገራት ኣፍሪቃ ግን ካብ ብዙሓት ምንጭታት'የን ዝልቀሓ
ዝተረኸበሉ
ካብታ ኣጋጣሚ ንደሓር ምስ
ኣንበሳ
ን ቤተሰቡን ጥቡቕ ዝምድና ኣጥሪና በርበረ ሽሮ ከሳበ ምልቕቓሕ በጺሕና
ዝተረኸበሉ
ምስ ኩነታት ኣነባብርኡ ተዛሚድ
ኣንበሳ
ካብ ሞንጎ ሕሱም ስቓይ ዘጓንፎም እንስሳት ሓደ እዩ
ዝተረኸበሉ
ተወሰኽቲ ምዓላታት