መዝገበ ቃላት
ምግሳስ ግስ
ምእላድ ግስ
ቤት ትምህርቲ
ቍፅርታት
ፅዋታታት
መጻሕፍተ ግእዝ
ኣእተወ (ግስ )
ውሉዳን ግሳት፦
ግሰሳ
ኵሎም ግሰሳታት እዚ ግስ
ወፃእቲ ኣስማት ወ ቅፅላት
ኣእታዊት፥ መተኣተዊት፥ መተኣትውቲ፥ ኣእታዊ፥ እታው፥ እትውቲ፥ መእተዊ፥ እቱው፥ ምእታው፥ እቱዋት፥ ኣእተውቲ፥ መእተዊት፥ መተኣተዊ፥ እታዋት፥ መእተውታት፥ መተኣተውታት
ምዓላ
እቲ ቐዳማይ ሰበይቲ
ኣእተወ
ዝተረኸበሉ
ዝተወሰነ ክፋል ሕ/ሰብ ቅብሊት እንትሓትት ተኸታቲልካ ደጋፋይ ዘይምዃን፣ “እንታይ
ኣእተወ
ካ” ዝብሉ ኣካላት ሰዓርቲ ክኾኑ ምፍቃድ፣ ብሚልዮናት ዝተሸጠ ገዛ ብውሕድ ገንዘብ ከምተሸጠ ገይሮም እንትቐርቡ ነቲ ነባራይ ኣቕሪብካ ክንዲ ምምስካር “ስእነት ሰናይ ምምሕዳርን ጥርዓንን የለን” ክበሃለልካ ብስቕታ ምሕላፍ ብሰፊሑ ዝረአዩ ፀገማት እዮም
ዝተረኸበሉ
መንግስቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ግምት እንከይ
ኣእተወ
ዝወስዶም ዝነበረ ስጉምታት፡ ሕጊ ከም ምኽባር ገይሩ ይወስዶም ስለዝነበረ እምበር መንግስቲ ልዕልና ሕጊ ንምኽባር ግቡእ ስራሕቲ የካይድ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ
ዝተረኸበሉ
ደምዳሚ ዓወት እስራኤል ነቲ ካብ 1948 ጀሚሩ ኣብ ትሕቲ ግብጺ ዝነበረ ወሽመጥ ቓዛን በረኻ ሲናይን ብምቁጽጻር፡ ንምብራቕ ዮሪሳሌም ዝሓቁፍ ምዕራባዊ ገማግም ካብ ዮርዳኖስ ንጎቦታት ጎላን ካኣ ካብ ሶርያ መንዚዓ ኣብ ትሕቲኣ
ኣእተወ
ቶ
ዝተረኸበሉ
ዝሰርሕን ዘይሰርሕን ብኣግባቡ እናተፈለየ ውፅኢቱ እንተዘይረኺቡ ድማ እቲ ብቅንዕናን ተወፋይነትን ዝሰርሕ ዝነበረ እውን ‘ሰሪሐ ውፅኢተይ እንድሕር ዘይረክብ እንታይ
ኣእተወ
ኒ ዝደክም’ እናበለ ንድሕሪት ይምለስ
ዝተረኸበሉ
ንሱ፡ ዳርጋ ንኹሎም መቀናቕንቱ ብምሽካዕ ሸቶ ብምምዝጋብ ኣርጀንቲና 2 ብ0 ክትመርሕ ኣኽኢልዋ'ዩ፡ ዋላኳ ጸኒሑ ጋሪ ሊነከር ኣብ መበል 80 ደቒቕ ሓንቲ ሸቶ እንተ
ኣእተወ
ዝተረኸበሉ
ተወሰኽቲ ምዓላታት