ኣደ (ስም noun)


    ምዓላ


    መቐፀልታ እቲ 14 ለካቲት 2011 ዓ/ም ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ዝኾነን ካብ ስዓት 12 ናይ ንጉሆ ዝጀመረን እቲ ሰልፊ ካብ ኩለን ወረዳታትን ከተማታትን ዞባ ሲዳማ ዝተውፃእፅኣ መናእሰይ ደቂ ኣንስትዮን ኣደታትን ዘሳተፈ ነይሩ ዝተረኸበሉ
    ሰለሞን ከምዝብሎ፥ ኣብ ዩኒቨርሲታት፡ ቀዲሕካን ኣደናጊርካን ከይፀዓርካ ምሕላፍ ከም ባህሊ እናተለመደ ዝመፀ ብምዃኑ፡ ኣብ መወዳእታ ዓመት ከምዚ ዓይነት መምዝኒ ፈተና ምሃብ ከም ሓደ መፍትሒ ክረአ ከምዝኽእል ይኣምን ዝተረኸበሉ
    ኣብዚ ጉዳይ እዚ ርእይቶአን ዝሃባ ዶክተር ኣስያን ከዲጃ ዓሊን ከኣ፡ ድላዩ ይኹን እቲ ምኽንያት ጓለንስተይቲ፡ ውላድ፡ ኣደ፡ ሓፍቲ፡ ስለዝኾነት ብስቓያ ዝሕጎስ ብወጽዓኣ ዝረክእ፡ ሓውን ኣቦን ክህሉ የብሉን በሃልቲ እየን ዝተረኸበሉ
    ቅድሚ ሎሚ ፖለቲካዊ መራሕቲ መፅናዕቲ ኣብ ዝቐርበሉ ኣደራሽ ተረኺቦም ዋዕላ ክኸፍቱን ክዓፅዉን እምበር ኮፍ ኢሎም ክሰምዑ ኣይረአናንብምባል ከምዚ ዝበለ ተግባር ንኸይቕፅል ተማሕፂኖም:: ዝተረኸበሉ
    ብፍላይ ሓንቲ ኣደ ክትወልድ እንከላ ዝኾነ ሰብ ክርእያ ኣይብሉን ዝብል ልምዲ ኣብ ዘለሉ ሃገር፡ ኣደታት ናጻ ኾይነን ሰብነተን ሰብ ክነኽአን ከም ዘይደልያ ብምግላጽ፡ "ኣደታት ስለዝሽቑረራን ሕጉሳት ስለ ዘይኾናን፡ ሰብነተን ከይፍታሕታሕ ኣኪበን ይሕዘኦ'የን" ይብሉ ዝተረኸበሉ
    እዚ ምስታ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ መጀመርታ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዝኾነት መኣዛ ኣሸናፊን፡ ተቓዋሚት ዝነበረት፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ግን ኣደ መንበር ኮምሽን ምርጫ ኮይና ዘላ ብርቱካን ሚደቕሳን የጠቓልል ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት