| ግና ብእኡ ጥራሕ ኣየብቕአን ድሕሪ ገለ ዓመታት ምስ ኢትዮጵያ ደጊሙ ብዝተወልዐ ዂናት ዶብ፡ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ መንእሰያት ኣሰር ቀዳሞት ስዒቦም | ዝተረኸበሉ |
| እዚ ትማሊ ሮቡዕ ኣብ ከተማታት ኣትባራ፣ ኢድ-ዳማርን በርበርን ዝተወልዐ ጎንጺ፡ ኣንጻር መንግስቲ ዝጭርሑ ሰልፈኛታት ብምንባሮም፡ ፖሊስ እቲ ሰልፊ ንምብታን መንብዒ ጋዝ ተጠቒሙ | ዝተረኸበሉ |
| ፖሊስ ሓራ ሶርያ (ኤፍ ኤስ ፒ)፡ ኣብታ ሃገር ዝተወልዐ ቅልዉላዉ ስዒቡ ዝተጣየሸ እንትኾን፡ ብተቓወምቲ ሓይልታት ኣብ ዝተትሓዛ ኸባብታት ስርዓትን ሕግን ንምዕሳል ዕላማ ዝገበረ ነይሩ | ዝተረኸበሉ |
| ኣብ ፈርግሰን ህውከት ዝተወልዐ ዳረን ዊልሰን ዝተብሃለ ፃዕዳ ፖሊስ ንዘይተዓጠቐ ፀሊም መንእሰይ ማይክል ብራውን ምቕታሉ ኣይኽሰስን ዝብል ውሳነ ምስተወሰነ እዩ | ዝተረኸበሉ |
| ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ካብቲ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ናዕቢ ዝወልዐ ኹነታት ዝኸፍአ`ዩ ይብል ኣቦመንበር ሓደ ዕጡቕ ወድብ | ዝተረኸበሉ |
| ኣብ 2005 ድማ ኣብ ከባቢ ሞያሌ ኣብ ዝተወልዐ ጎንፂ ክልቲኦም ብሄራት ልዕሊ 20 ሽሕ ዜጋታት ተመዛቢሎም ኬንያ ምእታዎም ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኬንያ ኣፍሊጡ ነይሩ | ዝተረኸበሉ |