ወይኒ (ስም noun)


    ምዓላ


    ኣይተ ሓጎስ ሃይሉ ነባሪ ጣብያ ፈለገ ወይኒ እንትኾኑ ባዶ ነጥቢ 25 ሄክታር ተሓራሲ መሬት ድማ ኣለዎም ዝተረኸበሉ
    እቲ መልኣኽ ከዓ ማዕጺዱ ናብ ምድሪ ሰዲዱ ነቲ ኣብ ምድሪ ዘሎ ወይኒ ኣከቦሞ ናብቲ ናይ እግዚኣብሔር ዓብዪ መጽመቝ ቝጥዓ ደርበዮ ዝተረኸበሉ
    ሕጂ፡ ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ንዕዓኡ ኣይንታዩን እዮም፡ ዱሮ፡ ካብ ተኽሊ ወይኒ ኮኛክ ከፍሪ መሪጹ ኣሎ ዝተረኸበሉ
    ''ደድሕሪ እታ ንፈላማ እዋን ኩዕሶ ንክጻወት ዝተፈራረምክዋ ውዑል'የ ክልተ ሄክታር ግራት ወይኒ ዓዲገ'' ዝብል ተብሊ፡ ዝተረኸበሉ
    ኢየሱስ ነቶም ሕዝቢ እዝ ምስላ እዙይ ክነግሮም ጀመረ፦  ሓደ ሰብኣይ አታኽልቲ ወይኒ ተኸለ ዝተረኸበሉ
    ኃውካ ዝዕንቀፈሉ እንተኾይኑ ሥጋ ዘይምብላዕ ወይኒ ዘይምስታይ ወይ ካልእ ዘዐንቅፍ ነገር ዘይምግባር ሠናይ እዩ ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት