መዝገበ ቃላት
ምግሳስ ግስ
ምእላድ ግስ
ቤት ትምህርቲ
ቍፅርታት
ፅዋታታት
መጻሕፍተ ግእዝ
ደንጎላ (ስም noun)
ምዓላ
ኣብታ ህድሞ እዚ ኹሉ እንትፍፀም ሓረስቶት ስላዋ ተኣኻኺቦም ጎጅሞን
ደንጎላ
ን ሒዞም ፀላኢ ከምልጠለን ዝኽእላ ክሳዳት ዓፅዮም ሓዙ
ዝተረኸበሉ
ነታ ካብ ማእገሩ ዘይፈልያ፣ ሓላዊት ህይወቱን ህዝቡን ዝነበረት ብረቱ ብናህሪ ናብ ሓደ
ደንጎላ
ኣጋጭዩ ሰበራ
ዝተረኸበሉ
ኣብርሃ ቀይሕ ፀዓዱ
ደንጎላ
ታት እቲ ከባቢ እናተኸወለ ብፅዕፁዕ ቶክሲ ነቶም ዑሱባት ኣኳደዶም
ዝተረኸበሉ
ፀዓዱ
ደንጎላ
ታት እቲ ከባቢ እናተኸወለ ብፅዕፁዕ ቶክሲ ነቶም ዑሱባት ዓቕሎም ኣፅበበሎም
ዝተረኸበሉ
ካብ ተጻዋቲ ክሳብ ኣሰልጣኒ ኮይነ፡ ኣብ ባሎኒ ሓመድ፣
ደንጎላ
እናተፋረቐና ኢና ሓሊፍናዮ
ዝተረኸበሉ
ትማሊ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ቦታታት ተጋሩ ብምዃኖም ጥራሕ ብ
ደንጎላ
ተቐጥቂጦም እንትቕተሉ፣ ልዕሊ 50 ሽሕ ተጋሩ ፅዒሮም ብረሃፆም ዘፍረይዎ ሃፍተ ገነቶም ተዘሪፎም መዳሕንቶም ካብ ዝተቐበረሉ መንደሮም እንትፈናቐሉ፣ ዋላኳ እንተዘይኮነሎም ህዝብታት ኣምሓራን ትግራይን ከይራኸቡ ቀንዲ መንገድታት ዓፅዮም ህዝቢ ንህዝቢ ክቀሓሓር ሓይሊ ፀረ ሰላምን ልምዓት ታሪኽ ይቕረ ዘይብሎ በደልን ግፍዕን ፈፂሙ እዩ
ዝተረኸበሉ
ተወሰኽቲ ምዓላታት