ጉጓ (ስም noun)


    ምዓላ


    እቲ ፍፃመ ኣብ ልዕሊ ዓማዊል ንዝፈጠሮ ዝኾነ ዓይነት "ምትእጉጓልን ሻቕሎትን" ከኣ ይቕረታ ሓቲቱ ዝተረኸበሉ
    ክሳብ 400 በረራታት እንትስረዙ፡ ክሳብ 59 ሽሕ ተጓዓዝቲ ካብ መገሽኦም ምትእጉጓል ኣጋጢምዎም ዝተረኸበሉ
    ምትእጉጓል በረራታት ከየጓነፈ ስርሑ ይቕፅል ምህላዉ'ውን እቲ ፈፃሚ ስራሕ ገሊጹ ዝተረኸበሉ
    እንትዛይድ ግና ስራሕ ካብ ምትእጉጓል ዓዲ ኣይዉዕልን ዝተረኸበሉ
    ትማሊ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፡ ብሰንኪ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ሃገር ዝተፈጠሩ ዘይምርግጋኣት ህይወት ሰባት ምጥፍኡ፣ ሰባት ካብ ከባቢኦም ምፍንቓሎምን ምትእጉጓል ምንቅስቓሳት ኢንቨስትመንት ከምዝተፈጠረን ተዛሪቦም ዝተረኸበሉ
    ሃገራት ቻይናን ሩስያን ብኢንተርኔት ኣቢሎም ዝግበሩ ወግዕታት እናጠለፉ ተገልገልቲ ንምትእጉጓል ዝጀመርዎ ስራሕ፡ ሎሚ ሎሚ ኣብ መላእ ዓለም ልሙድ እናኾነ ምምጽኡ ጸብጻብ ፍሪደም ሃውስ የመልክት ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት