ጊሐ (ስም None)

      ኣብ በዓቲ በረኻ ኣግዳምን ዝትነብር፡ ሓፂር ዝጭረኣ ኣጥባዊት እንስሳ ዘገዳም እያ።

    ምዓላ


    ኣብ ገለ ጽፍሕታት ሓላፍነት ስራሕ፡ ፍሉይ ውጽኢት ንምርካብ ኢለን ነቲ ልሙድ ኣሰራርሐ ረጊሐን ዝኸዳ ሃገራት ንምርካብ`ውን ኣጸጋሚ ኣይኮነን ዝተረኸበሉ
    "ቅድሚኡ ናይ ጸጋይ በራኺ ከም ብሓድሽ መሊአ (ሪሚክስ) ኣብ ሓንቲ ኣልቡም ጠርኒፈ ዘርጊሐዮ ነይረ እየ፡ ጽቡቕ ግብረ መልሲ ክኣ ረኺበላ" ይብል ዝተረኸበሉ
    ከምኡ’ውን ቁናምኒ ማለት እውን ቁፍቋፍ፣ ብዕሪር፣ቆጽሊ ኣደስ፣ኣትራን፣ ሳዕሪ ሳዕሮ ወዘተ ንጡሽ ዝውዕሉ ባእታታት እውን ንመሸጣ ዘርጊሐን ይውዕላ ዝተረኸበሉ
    ምስፈለጥኩ ግና ኣዝየ ሰንቢደ፡ ብድሕሪኡ ብዛዕባ'ቲ ናይቶም ቆልዑ ጸገም ኣብ ፌስቡክ ዘርጊሐዮ" ኢሉ ጃቦኔታ ዝተረኸበሉ
    ወላዲቱ ኣብ ዕዳጋ መቐለ ብፀሓይ እናተቐለዋ 7 ቅመም ዘርጊሐን ድራር ቈልዑ ይእምርራ ዝተረኸበሉ
    ንዓወቶም ድምፂ ህዝቢ ክረኽቡ ከምዘለዎም ዝገልፁ መረዳእታት ብሰፊሑ ተዘርጊሐ ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት